ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣጀንዳ ናይ ምእካብ ዘተ ምዕራፍ እናምፀኦም ዝርከቡ ውፅኢታት እንታይ እዮም? Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሀገራዊ ምምኽካር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማታትን ዝካየድ ምዕራፋት ምምኽኻር ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ክሰርሕ ከምዝፀንሐ ዝዝከር እዩ። ኣብዚ መስርሕ እዚ ቀንዲ ዕላማ እቲ ኮሚሽን ካብ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣጀንዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና – ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼይ ሃይን ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን ኢትዮጵያ ዘርኢ መካነ-ርእይ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኮፕ29 ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ዘርኢ መካነ-ርእይ (ፓቪሊየን) ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ተመሪቑ ተኸፊቱ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕ ኪሎ ዋት ዘፈልፍል ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሊበን ወረዳ ቆልማዮ 2 ሺሕ ኪሎ ዋት ዘፈልፍል ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)፣ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣቑሑት ላቦራቶሪ ፎረንሲክ ተበርኪቱሉ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሩፕ ዣንገባኦ ሁዋን ቻይና ግሩፕ ብዙሓት ኣቑሑት ላቦራቶሪ ፎረንሲክ ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣበርኪቱ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ብሓገዝ ዝተበርከቱ ኣቑሑት ዝተረከቡ እንትኾኑ÷ እቲ ኩባንያ ንዝገበሮ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ሰለስተ 83 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ሰለስተ 83 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ ከመዝበፅሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ 120 ሜጋ ዋት ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ክህልዎ ተሓሲኑ እናተሃነፀ ዝርከብ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንኹሉ ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መልክዑ ክኽበር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር፣ ኣብ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ንኹሉ ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መልክዑ ከምዝኽበር ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን እቲ በዓል ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ተፃዋታይ ጋንታ ቦሩሺያ ዶርትሙንድ ኔቬን ሱቦቲች ኣብ መቐለ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ጋንታ ቦሩሺያ ዶርትሙንድን መስራትን ኣካየዲ ስራሕን ፋውንዴሽን ዌልፌየር ኔቬን ሱቦቲች ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ንምግባር ናብ ከተማ መቐለ ኣቲዩ። ኔቬን ሱቦቲች ብትካሉ ኣቢሉ ኣብ ትግራይ ዝሰርሖም ፕሮጅክትታት ቀረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ኮፕ29 ንምስታፍ ንብ ኣዘርባጃን ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)(ኮፕ 29) ንምስታፍ ንብ ኣዘርባጃን ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃይደር ኣሊየቭ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጥዕና ኣዘርባጃን ቴይሙር ሙሴየቭ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሳነታት ጉባኤ ኮፕ29 ጉባዔ ንቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ክህቡ ይኾኑ ዶ? Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሬት ክሌማዊ ለውጢ ኣየር ብዘስዕቦ ፅዕንቶ ኣብ ቅልውላው ካብ ትኣቱ ውዒላ ሓዲራ ኣላ። ዝተናወሐ ድርቂ፣ ካብ መጠን ዝሓለፈ ዝናብ፣ ውሕጅ፣ ሁቦብላ ዝተሓወሶ ኣውሎ ንፋስ ብተደጋጋሚ እናጋጠሙ ምዝባሕ ስነ-ህይወት መሬት ዝተለመደ ኮይኑ ይርከብ። እዚ…