ቴክኖሎጂ ካብ ዘይፈልጡዎ ኣካል ዝግበር ፃውዒት ስልኪ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ምቑጣብ ይምከር Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበሬታ ቪሺንግ (Vshing) ብምፅዋድ ካብ ሞንጎ ዝፍፀሙ ዓይነታት መጥቃዕቲ ብድምፂ ፃውዒት ኣቢሉ ዝፍፀም ሓደ ናይ መጥቃዕቲ ዓይነት ኢዩ። ኣጭበርበርቲ ሕጋዊ ኣካል መሲሎም ስልኪ ብምድዋል ናይ ውልቀ ሰባት ሓበሬታታት፣ ናይ ይሕለፍ-ቃላት፣…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሊቨርፑል ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዘይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ንሕንሕ ፅዋዕ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ እዮም፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምሸት ሰዓት 5:15 ኣብ ቀፃሊ ዓመት ተሳትፎ ቻምፒየንስ ሊግ ንምርካብ ንእትነሓናሕ ኒውካስል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል 7ይ ጉባኤኡ የኻይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምኽያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ፤ ምምሕዳር ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት 2017 ዓ.ም ዘትዩ ከፅድቕ ትፅቢት ይግበር፡፡ ብተወሳኺ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምኳና ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኦሊቪያ ሌስሊ ተዛቲየን፡፡…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ዐረታ ሸርፊ ወፃኢ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ጨረታ 27 ባንኪታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ገሊፁ፡፡ በዚ ድማ ማእኸላይ ዋጋ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ንሓደ ዶላር ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትከውን እናሰርሐ ዝርከብ ኮሚቴ ኣንፈት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ስራሕቲ ቅድመ ድርድር እናወገነ ንዝርከብ ኮሚቴ ቴክኒት ኣንፈት ተዋሂቡ፡፤ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)÷ ኣብ ሓምሻይ ናይ መወዳእታ ምድላው ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ብምስታፍ…
ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ ምሰት 5፡15 ቼልሲ ምሽ ሳውዝሃምፕተን ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ምሸት ሰዓት 4፡30 ተመሳሳሊ ሰዓት ካልኦት ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ግዝኣት ጃንግዙ ቻይና አብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራል ቢሮ ንግዲ ግዝኣት ጃንግዙ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡክ ቢዝነስ ምስ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ተዛቲዩ፡፡ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ሪፎርም ኢኮኖሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባህር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣኻይዶም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባህር ዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣኻይዶም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስቴር እቶት ኣይናለም ንጉሰ ፣ ብመዓርግ ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ መተሓባበሪ ዘፈር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣሕመዲን መሓመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘሕለፎም ውሳነታት ዙሪያ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ኣብ ዘሕለፎም ውሳነታት ብምድሃብ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸ ዘፈራትን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)…