ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ዘሎ ኩለመዳይ ርክብ ብዘበለፀ ኣጠናኺርካ ንኽቕፅል ዝዓለመ ምይይጥ ተገይሩ፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮ-ፈረንሳይ ምስ ጉጅለ ምሕዝነት ቀርኒ ኣፍሪካ…
ስፓርት ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ማንቼስተር ሲቲን ምስ ኢንተርሚላን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡45 ጣሊያናዊት ጋንታ ቦሎኛ ምስ ዩክሬናዊት ጋንታ ሻካታር ዶኔስክ ከምኡ እውን ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ህይወት በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ህይወት በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን÷ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ዘፍረየቶም ዕንቊ ሙሁራን ብቕድሚት ዝፅርሑ ተመራማሪ፣ መምህር፣ ብሱል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ኣብ ሕክምና ዕሸል ህፃናት ዘድሀበ ስልጠና ይህብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ሃገረ እስራኤል ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተውፃእፅኡ ስፔሻሊስታት ዕሸል ህፃናት ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ኣብ ሕክምና ዕሸል ህፃናት ዘድሀበ ስልጠና እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ስልጠና ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሞት ዕሸል ህፃናት ንምንካይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ንስግግር ፍትሒ ግደኦም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝተማለአ ትግበራ ስግግር ፍትሒን ፍትሒ ንምርግጋፅን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝግደኦም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ኣብ ፍኖተ ካርታ ምትግባር ስግግር ፍትሒን ፖሊሲን ጠሚቱ ንኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣመራርሓን መራኸብቲ ሓፋሽ ስልጠና…
ስፓርት ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2024/25 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)36 ጋንታታት ኣውሮፓ ዘሳትፍ ሓዱሽ ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትጅምር ኤሲ ሚላን ኣብ ሜዳኣ ሳንሲሮ ምስ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ በብዙሓት ዘይተፈተወ እቲ ሓዱሽ ቅርፂ ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ÷ ብላዕለዎት…
ቴክኖሎጂ ብመርበብ ሓበሬታ ዝፍፀሙ ምጭብርባራትን መከላኸሊ መገዲታትን Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርበብ ሓበሬታ (ኢንተርኔት) ዕለታዊ ምንቅስቓስ ህይወት ሰባት ካብ ዝቐየሩ ክስተታት ዓለም ሓደ ኢዩ፡፡ በዚ ድማ ብኦንላይን ዕድጊታት ይፍፀሙ፤ ልውውጣት ገንዘብ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንምፍፃም ብኣካል ምርካብ እንተየድለየ ዝፍፀሙ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ነይሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅ ዘበርከቱ ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ከምዝነበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምሕንያት ዝሓደሮም ሕማም ሓገዝ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲን ቁፅሪ ወታደራት ሩሲያ ብ180 ሺሕ ንኽውስኽ ኣዚዞም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ቁፅሪ ወታደራት እታ ሃገር ብ180 ሺሕ ንኽውስኽ ትእዛዝ ሂቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ቁፅሪ ወታደራት ሩሲያ ንምውሳኽ ዘኽእል ኣዋጅ ከምዝፈረሙ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ሓፈሻዊ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንኽተተኣናግድ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ኣብ ኢትዮጵያ ንኽካየድ ወሲኑ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ይኹን እምበር÷ እታ ሃገር ክተተኣናግድ…