Fana: At a Speed of Life!

ሩበን ኣሞሪም ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይድ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ንጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ዋና ኣሰልጣኒ ብምዃን ንኽመርሑ ብዕሊ ተሾይሞም፡፡ ብምሰረት እቲ ስምምዕነት ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣብ ኦልትራፎድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2027 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሞም፡፡…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮግራም ሪሚዲያል ተቛሪፁ ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ከምዝኾነ ኣገንዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም መመሓየሺ ዓቕሚ ተምሃሮ (ሪሚዲያል) ተቛሪፁ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈቲኖም መሕለፊ ነጥቢ ዘየምፅኡ ተምሃሮ ዓቕሞም ብምምሕያሽ ናብ…

ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ 20 ሚሊየን ጨቛቑቲ ከምዝተኸፋፈለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 20 ሚሊየን ጨቛቑቲ ከምዝተኸፋፈለ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ እቲ ርብዒ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ መፍረያይበት ሕርሻ ንምዕባ ዘኽእሉ…

ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ፍርያቱ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ዝጀመረ ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ፍርያት ናብ ዕዳጋ ከምዝቐረበ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፋብሪካ ስራሕቲ ምፍራይ ብቕልጡፍ ክጅምር ዝተገበረ፤ ፍርያት ብህፁፅ ናብ ዕዳጋ ብምቕራብ ብብርኪ ሃገር ዘሎ ዕዳጋ ሲሚንቶ…

ልምዓት ኮሪደር ሽም ኢትዮጵያ ሓፍ ዘብል ኢዩ – ጋዜጠኛታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብታ ከተማ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ውቁብን መብፅሒ ቱሪዝምን ሽም ኢትዮጵያ ሓፍ ዘብሉ ከምዝኾኑ ጋዜጠታት ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ገሊፆም። "ሚዲያ ንብሄራዊ ተረኽን ህንፀት ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሰብ ሞያን ኣመራርሓን መራኸብቲ ሓፋሽ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጠናኽር ትኽክለኛ ፀብፃብ ክሰርሑ ትፅቢት ይግበረሎም – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጠናኽር ትኽክለኛን ሚዛናዊን ፀብፃብ ክሰርሑ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። "ሚዲያ ንብሄራዊ ተረኽን ህንፀት ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣመራርሓን ሰብ…

ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኣለቃሕቲ ሃገራት ዩሮ ቦንድ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዋሽንግተን እናተኻየደ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤምኤፍ)ን ምስ ኣለቃሕቲ ሃገራት ዩሮ ቦንድ ተዛቲዩ፡፡ ኣብቲ ዘተ ብመሰረት ሓበራዊ መርሃ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ቡሩንዲ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ጉባኤ መራሕቲ ሓበራዊ ዕዳጋ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ንምስታፍ ናብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ኣቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ መልቾይር እንዳዳዬ…

ኢንዱስትሪታት ኣብ ወፃኢ ዝርከቡ ዕድላት ዕዳጋ ንምጥቃም ከሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ወፃኢ ሃገር ዘለዉ ዕድላት ዕዳጋ ንምጥቃም ብዝተወደበን ዝተዋደደን ኩነታት ክሰርሑ ከምዘለዎም ሚኒስቴር ኢንዱሰትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣመራርሓን ሰብ ዋናን ኢንዱስትሪ ጨርቀ መርቂን ዓለባን…

ኢትዮጵያ ብዙሓት ጉዳያት ዘዕግብ ውፅኢታት እናመዝገበት ትርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ብብዙሓት ጉዳያት ዘዕግብ ውፅኢታት ከምዘመዝገበት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕረዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ኣይተ…