Fana: At a Speed of Life!

ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ንኣሽከርከርቲን ተጓዓዝቲን መንእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ብምርካብ ንኣሽከርከርቲን ተጓዓዝቲን መንእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ላምበረትን ኣዲስ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ማእዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን150 ዓይነ ስውራን ወገናት መኣዲ ኣካፊለን፡፡ እተን ቀዳማዊት እመቤት በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር፤ በርጠሚዎስ ክርስቲያናዊ ማሕበር ሓገዝ ንዝገብረሎም 150 ዓይነ ስውራን ወገናት መኣዲ ዘካፈላ፡፡

ናይ ፅባሕ ትውልዲ ኣዚያ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ከምዘረክብ ርግፀኛታት ኢና –  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

"ትማሊ ሓሊፉ ኢዩ። ሎሚ እውን እናተዛዘመ ይርከብ። ፅባሕ ግን ጋና ኣይተነኽአን። ንፅባሕ ንምቃም ድማ ሎሚ ክንሰርሕ ኣለና። ግድብ ህዳሰ፤ ፕሮጀክታት ህንፀት ገበታ ንሃገርን ንትውልዲን፤ መገዲታትን ግድባትን፤ ስራሕቲ ህንፀት ትካላት፤ ሓምለዋይ ኣሰርን ጎስጓሽ ኢትዮጵያ ተፍሪን፤ ልምዓት ኮሪደር…

ናይ ሎሚ መዓልቲ ትግሃት ንፅባሕ ትርፊ ኢዩ! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ 5 ጳጉሜን - መዓልቲ ፅባሕን ድሮ ሓዱሽ ዓመትን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መልእኽቱ÷ “መላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ንመዓልቲ ፅባሕን ድሮ ሓዱሽ ዓመትን ብሰላም…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ስነ-ስርዓት ሽልማት `በጎ ሰው` ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸባሉ መበል 12 ዙር ስነ-ስርዓት ሽልማት `በጎ ሰው` ይካየድ ኣሎ። ሽልማት በጎ ሰው፤ ሰናይ ተግባር ዝሰርሑ ሰባት ብምሽላምን ኣፍልጦ ብመሃብን ካልኦት ሰባት ምፍራይ ዕላማ ሒዙ በቢዓመቱ…

ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ሎሚእውን ቆራፃትን ድሉዋትን ኢና – ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ኢትዮጵያን ድሕንነት ህዝቢን ብዝተዋደደን ብዘተኣማምንን ኩነታት ንምሕላው ቆራፃትን ድሉዋትን ከምዝኾኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስን ገሊፆም። "ህብር ንኩለመዳይ ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሃሳብ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ሉኣላዊነት÷ ፖሊስ…

ሉኣላዊነት ብደምን ረሃፅን ዝሕሎ ክብሪ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ብደምን ረሃፅን ዝሕሎ ክብሪ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ም/ቀ/ሚ ተመስገን÷ ሉኣላዊነት ብደም፤ ብረሃፅ ዝሕሎ ክብሪ…

ኩለመዳይ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ተሳትፎ ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ተሳትፎ ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። 3 ጳጉሜን - መዓልቲ ሉኣላዊነት ንምኽባር ሉኣላዊነት ሃገር ዝተኸፈለ ዋጋ ክብሪ ብመሃብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታ ንዝተዳፈሩ አሕፊራ መሊሳ ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታ ንዝተዳፈሩ አሕፊራ መሊሳ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዝብል ሽም ካብ ጥንቲ ክሳብ ሎሚ ብቀጥታ ምስ…

መላእ ኢትዮጵያዊያን እንኳዕ ን3 ጳጉሜ መዓልቲ ሉኣላዊነት ብሰላም ኣብፀሐኩም ! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፊ። እቲ ዕለት፥ “ህብር ንኩለመዳያዊ ሉኣላዊነት” ብዝብል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ…