ኢትዮጵያ ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ ንኸሃድእ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ኢያ- ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ ዝሃድአሉ ኩነታት ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣረጋጊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ንጉሆ ምስ ፕሬዚዳንት ኢራን መስዑድ ፔዥሺካን ኣብ ክልታዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምዝተዛተዩ…