Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሕድሳት ዝተገበረሉ ቤተ መንግስቲ ሃረር መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሕድሳት ዝተገበረሉ ቤተ መንግስቲ ሃረርን ሓዱሽተ ዝረሃነፀ ኣዳራሽ ምብራቕ ጮራን መሪቖም ከፊቶም። መበል 47 ዓመት ምስረታ እዚ ምብራቕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ፡፡

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝተበላሸወ መጠን ልቓሑ ናብ 6 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ክትሕት ከምዝገበረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝተበላሸወ መጠን ልቓሕ ካብ ዝነበሮ 57 ሚኢታዊ ናብ 6 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ከውርድ ከምዝኸኣለ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዮሃንስ ኣያሌው (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ውፅኢት ኣብ ዝሓለፉ ባለፉት 5 ዓመታት ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ሪፎርም…

ንመላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ን1 ጳጉሜን 2016 ዓ.ም፣ መዓልቲ ምሽጋር ብሰላም ኣብፀሐኩም! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ 1 ጳጉሜን “መዓልቲ ምስጋር" ኣመልኪቱ መልእኽቲ ኣመሓሊፉ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መልእኽቱ÷ ንመላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ን1 ጳጕሜን 2016 ዓ.ም፣ መዓልቲ ምሽጋር ብሰላም ኣብፀሐኩም…

ጀርመን ዳግመ ህንፀት ዝውዕል ተወሳኺ ሓገዝ 4 ሚሊየን ዩሮ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ እናተወገነ ዝርከብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ዝውዕል ተወሳኺ ሓገዝ 4 ሚሊየን ዩሮ ከምዘፅደቐት ተገሊፁ። በዚ ድማ ጀርመን ንህንፀት ሰላምን መትከሊ እግሪን ዝገበረቶ ሓገዝ 14 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ከምዝበፅሐ…

ኣብ ዘፈር ጥዕና ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ መንግስቲ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ጥዕና ሰፊሕ ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ከምዘሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ዶ/ር መቅደስ ኣብ ቤጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ልዑል ፎርም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘሎ ኩነታት ኣመልኪተን መብርሂ…

ንልኡኽ ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ኣፍልጦን ሽልማትን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ -ሊማ ኣብ ዝተኻየደ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ተሳቲፉ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገበ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣፍልጦን መበረታትዒ ሽልማት ተበርኪቱሉ፡፡ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ተሳትፎኡ 6 ወርቂ፣ 2 ብሩርን 2…

መዓልቲታት ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽቲአን መዓልቲታት ጳጉሜን ድሮ ሓዱሽ ዓመት ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋትን ስያመን ብድምቀት ንምኽባር ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ…

ኢትዮጵያ ከተማታት ንነበርተን ምቹዋት ኣብ ምግባር ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ትሰርሕ ኣላ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከተማታት ንነበርተን ምቹዋት ኣብ ምግባር ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ትሰርሕ ኣላ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ቀዳማይ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ብኣሰናዳአነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡…

ኢትዮጵያ ዘላቒ ስግግር ከተማነት ኣፍሪካ ንምዕዋት ቆራፅ ኢያ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ስግግር ከተማነት ኣፍሪካ ንምዕዋት ቆራፅ ከምዝኾነት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ መኽፈቲ መደረ ዘስንዑ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ሓሳባት ፓን ኣፍሪካ ጋህዲ ንምግባር…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኸሪ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኸሪ ሱዳን ጀኔራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም፡፡ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ዝተገበረ ዘተ÷ እቶም መራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ካብ ዝገበሩዎ…