መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎኡ ብልዕሊ 10 ሚኢታዊ ንምዕባይ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎ ብልዕሊ 10 ሚኢታዊ ንምዕባይ ተሃቂኑ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ገሊፆም።
ኣይተ መስፍን ጣሰው፤ ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎ እቲ መገዲ…