Fana: At a Speed of Life!

ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበታ ኤፍ-16 ተዋጋኢት ጄት ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣሚና

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበተን ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ሓንቲ ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣፍሊጣ። ዩክሬን ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳሞት ስራሕ ኣሜሪካ ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ካብ ምዕራባውያን ብሓገዝ…

ብኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲ ዝምርሑ ማእኸላት መፍረዪ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ዘዕብዩ ኢዮም – ዋምኬሌ ሜኔ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲ ዝምርሑ ማእኸላት መፍረዪ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ዘዕብዩ ከምዝኾኑ ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዋምኬሌ ሜኔ ገሊፆም። ዋምኬሌ ሜኔን ልኡኾምን ምስ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዳካ ሓዱሽ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ርእሰ ከተማ ባንግላዲሽ ናብ ዝኾነት ከተማ ዳካ ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ዳካ ካብ 22 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሽድሽተ መዓልቲታት ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ "ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ" ብዝል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኣብ…

ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ብደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ብደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ኣትሌት ሲምቦ ብ9 ደቒቕ 12 ሰከንድን 71 ማይክሮ ሰከንድን…

ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲታት ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ተግባራት ከምዘይትዕገስ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲታት ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ተግባራት ከምዘይትዕገስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዞባዊ እዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ኣማሲዩ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ ኣፋላለያት…

ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ማይ ሰሓብቲ ማይ ንምቕራብ ወሰንቲ መሳርሒታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ሰሓብቲ ማይ (ፓምፕታት) ዝናብ ዝሓፅሮም ከባታት ማይ ንምምጣጥ ይኹን ንስራሕቲ ሕርሻ ወሰንቲ መሳርሒታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኮትዲቯር ኣቢጃን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ዝበለፀ መገዲ ኣየር ዓውዲ ኢኮኖሚ ንሽልማት ሕፁይ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ መገዲ ኣየር ዓውዲ ኢኮኖሚ ሽልማት ሕፁይ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ዜጋታት በዚ ሊንክ https://www.worldtravelawards.com/vote-r3#votenow ብምእታው ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክመርፁ እውን…

ቻይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ጂኦ ሳይንስ ቻይና-ኣፍሪካ ክትከፍት ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጂኦሎጂካል ኢትዮጵያ ኣይተ ኢጃራ ተስፋዬ ምስ ፕሬዚዳንት ጂኦሎጂካል ሰርቬይ ቻይና ሊ ጂንፋ (ዶ/ር) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ዓውዲ ጂኦሎጂካል ሰርቬይ ብምትሕብባር ምስራሐ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ጠሚቶም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ልዕሊ 28 ኣቢያተ ትምህርቲ ንዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ፍሉይ ስልጠና ብመሃብ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መላእ ካፋላት ኢትዮጵያ ንዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብ ዓውዲታት ትምህርቲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሒሳብን ፍሉይ ስልጠና ብመሃብ ኣመሪቑ። እቲ ስልጠና÷ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያታት ቦይንግን ቲንክ ያንግን…