ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ እስራኤል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኢሊ ኮህን ተዛቲዮም። አብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ኣብቲ ዓውዲ ወሳኒን ዕዉትን ዘተ ከምዝገበሩ ሓቢሮም። ኢሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ውልቀሰብ ብዕድመ ልክዕ ፅንኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ዝተብሃለ ውልቀሰብ ብዕድመ ልክዕ ፅንኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፃዕ ተወሲኑሉ። ጉዳይ ገበን ቅትለት ሓበን የማነ ክከታተል ዝፀነሐ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ሎሚ 28 ጥሪ 2017 ዓ/ም ኣብ ዝወዓለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሲምፖዚየም ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"ግደ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፣ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ አበባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ጃንጥራር ኣባይ፣ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መተሓላለፊ ውሽጢ መሬትን መዘናግዒ ቦታን ኣራት ኪሎ ፕላዛ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መተሓላለፊ ውሽጢ መሬትን መዘናግዒ ቦታን ኣራት ኪሎ ፕላዛ ህንፀቱ ሙሉእ ብሙሉእ ተዛዚሙ ተመሪቑ ብዕሊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ኣይተ ጌታሁን ኣበራ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ እታ ከተማ ውቅብቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽቶ ሓይሊ ሜካናይዝድ ብብቕዓት ምፍፃም ኣብ ዘኽእል ድልዉነት ይርከብ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽቶ ሓይሊ ሜካናይዝድ ዓቕሚ ምፍፃም ሰራዊት ብልዑል ብርኪ ምዕባዩ ዘመላኽትን ዘጠናኽርን ኢዩ ክብሉ ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም፡፡ ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ኣብ ወፍሪ ቐጠና ሜካናይዝድ ሓይሊ ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ኣብ ግደ ዘፈር ውልቀ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ኣብ ግደ ዘፈር ውልቀ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣ ሚኒስትር ሰላም መሃመድ እድሪስ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንጋዛ መሊሳ ክትሃንፅ ትደሊ ኢያ ክብሉ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁን ኣብ ጉዳይ ኲናት እስራኤል-ጋዛ ብምድሃብ ተዛቲዮም፡፡ እቶም መራሕቲ ዘተኦም ኣመልኪቶም ኣብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝሃቡዎ ሓበራዊ መግለፂ÷ ኣሜሪካ ጋዛ ብምርካብ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኔዘርላንድስ ካብ ስደት ተመለስቲ ተተሓሒዙ ኢትዮጵያ ትገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስደትን ካብ ስደት ተመለስቲን ተተሓሒዙ እናወገነቶ ትርከብ ፃዕሪ ኔዘርላንድስ ከምትድግፍ ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒን ድሕንነትን እታ ሃገር ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ጉዳያት ሮብ ቫን ባህሆቨን ገሊፆም። ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን…
ስፓርት ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ውሽጢ ገዛ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ከተማ ኦስታርቫ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ፍሬወይኒ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቕ 24 ሰከንድን 17 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ፡፡ ወናኒት ከብረ ወሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሸኔ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ምክያድ ጀሚረን Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ሸኔ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ምክያድ ከምዝጀመሩ ብሄራዊ ኣገልግት መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ…