Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ፡፡ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ወርሒ ጥቅምቲ ምስኣተወ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ትርከብ ሰኑይ ከምዝኽበር ይፍለጥ፡፡ መበል 17 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሃገራዊ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጎኒ ፖሊስ ፌደራል ብምዃን ኣድላዪ ሓገዝን ምትሕብባርን ክገብር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝኽእሎ ኩሉ ኣብ ጎኒ ፖሊስ ፌደራል ብምዃን ኣድላዪ ሓገዝን ምትሕብባርን ከምዝገብር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ላዕለዎት ክሳብ ወረዳ ዘለዉ ኣመራርሓ ስራሕቲ ለውጢ…

ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዑይ ትውልዲ ንምህናፅ ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ምምሕዳር ከተማ ባሕር ዳር ኣብ…

እንተተሓባቢርና ጥንኩር ዞባ ክንፈጥር ንኽእል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተተሓባቢርናን እንተተደጋጊፍናን ብሓባር ብምልማዕ ጥንኩር ዞባ ክንፈጥር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም።   ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ተፈፃምነት…

ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ከባቢ ሰዓት 1:37 ኣብ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ስግግር ቴክኖሎጂን ኣደም ዓሊ እቲ ጉዳይ ኣመልቶም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ከባቢ ኣዋሽ ዝተወሰነ ጉድኣት ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ከባቢ ኣዋሽ ዝተወሰነ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገለፀ፡፡ 15 ሜትር ንውሓት ዘለዎ እቲ ባቡር ሃዲድ ናብ መሬት ስለዝሰመጠን ዝተወሰኑ መእሰሪታት እቲ ሃዲድ ስለዝተቖራረፁን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ…

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኣፍሪካ ሎርድ ሃይበሪ ኮሊንስ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ብምድሃብ ዕውት ምይይጥ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ኣይተ…

ኒሆን ሂዳንክዮ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መጥቃዕቲ ኒውክለር ቦምብ ሂሮሺማን ናጋሳኪን ዝተረፉ ጃፓናውያን ዘጣየሹዎ ‘ኒሆን ሂዳንክዮ’ ዝተብሃለ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ። ኒሆን ወይ ድማ ሂባኩሻ እናተብሃለ ዝፍለጥ እቲ ማሕበር÷ ኒውክለር ቦምብ ዳግም ኣብ ረብሓ ከይውዕል…

ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ዘለዉ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ኣብ ዘለዉ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ከምዝተገበረ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ሰሙን መርሃግብሪ ፀወታታት ኣብ…

ኤሎን መስክ ሳይበርካብ ዝተብሃለት ሓዳሽ መኪና ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ኩባኒያታት ቴስላን ኤክስን ኤሎን መስክ ትፅቢት እናተገበረላ ዝነበረት ‘ሳይበርካብ’ ዝተብሃለት ሓዳሽ መኪና ዕላዊ ገይሩ። ኣዚያ ዘበናዊት ዝተብሃለት እዛ ሓደሽ መኪና÷ በዓልቲ ክልተ በሪ ኮይና ብዘይ ኣሽከርካሪ ክትንቀሳቐስ ትኽእል ከምዝኾነት…