ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝገበረኦ ፀወታ ብዘይሸቶ ማዕረ ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂ ኣዳማ እናተኻየደ ዝርከብ ፀወታ ናይ ዚሰሙን እንትቕፅል፤ ሰዓት 12 ሲዳማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕዝበ ሙስሊም ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላም ሃገሩ ክሕሉ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕዝበ ሙስሊም ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላም ሃገሩ ክሕሉ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼይኽ ሓጅ ኢብራሂም ቱፋ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ 2ይ ዙር ዓለም ለኸ ውድድር ፍፀመ ቁርኣንን ኣዛንን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ክነዕውቶ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ክነዕውቶ ኢና ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ ፓርቲ ብልፅግና ዝነፀረ ሓሳቡን ትኽክለኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ሰበር ዜና ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል ሳልሳይ መዓልቱ ዝሓዘ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ንክኾኑ ብልዑል ድምፂ መሪፁ። ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) እመሰረት መተሓዳደሪ ደንቢ እቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብውፅኢት እቲ መረፃ ብሓዱሽ ቆራፅነት ንስራሕ ንኽንለዓዓል ዘበረታትዐና ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብውፅኢት እቲ መረፃ ዝተነበረ እምነትን ሓላፍነትን ብሓዱሽ ቆራፅነት ንስራሕ ንኽንለዓዓል ዘበረታትዐና ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ትምህርቲ ሪሒቐም ንዝፀንሑ ልዕሊ 64 ሺሕን 650 ህፃናት ተምሃሮ ግልጋሎት ዝህብ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ሪሒቐም ዝፀንሑ ልዕሊ 64 ሺሕን 650 ህፃናት ተምሃሮ ግልጋሎት ዝህብ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ምስ ሓሙሽተ ፈፀምቲ ኣካላት ዝስራሕ ኾይኑ÷ ንልዕሊ 64 ሺሕን 650 ካብ መኣዲ ትምህርቲ ሪሒቖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላስ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተረኸበ ሰላም ኣጠናኺካ ክቕፅል ብምግባር ሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላስ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል፣ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ሲቪክ ማሕበራትን ኣባላት ኣመራርሓ ፀፅታን ዝሓቖፈ ኣማኻሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ መረፃ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን እቲ ፓርቲ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ መረፃ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን እቲ ፓርቲ የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ 2 ሺሕን 100 ተሳተፍቲ ኣብ ዝተዓደሙሉ ብድምቀት ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ብዕሊ ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተደርበዩልና ናይ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደርበዩልና ናዕ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና ክብሉ በተወረወሩብን የዕንቅፋት ድንጋዮች ኢትዮጵያን ገንብተንበታል ሲሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢትን ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ምርግጋፅ የድሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብዚ ጉባኤ ትፅቢት ዝግበር ሓደ ቁልፊ ነገር እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢት ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ርግፃኛ ምዃን የድሊ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ካልኣይ…