ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ይርጋጨፌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ይርጋጨፌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ። መበገሲኣ ሞያሌ ዝገበረትን ዘበናዊ ዱኽዒ መዳበሪያ ዝፀዓነት ከባድ ተሽከርካሪት ምስ ሞተር ሳይክል ብምግጫዋ ዘጋጠመ ሓደጋ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ጎቦ ጎላን ሂዝቦላ ዘብፀሐላ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ሊባኖስ ደብዳብ ቦንብ ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጎቦ ጎላን ሂዝቦላ ኣብፂሑለይ ዝበለቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ደብዳብ ቦንብ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። ጦር እስራኤል ኣብ ማእኸላይ ዴር ኤል ባላ ኣብ ሆስፒታልን ንመዕቖቢን ኣብ ዘገልግል ቤት ትምህርቲ መጥቃዕቲ ብምፍናው 15…
ቢዝነስ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 512 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 529 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ንምእካብ ተሓሲቡ 2016 512 ነጥቢ 82 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2016ን ኣብ ትልሚ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም። እቶም ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራርሓ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምኡ እውን ሓበራዊ ድሕንነት ምሕላው ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተሳተፉሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓለዋይ ኣሰር ተኻይዱ። "እትተክል ሃገር ዘፅንዕ ወለዶ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣሰሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 አዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 21፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ነናውቲን ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ዘረከቡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ክብሪ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ንኽሰርሑ ዘኽእል መምርሒ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደራት ኣብ ዝዋፈሩሉ ዓውዲን ሃገራትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ብትግሃት ኣብ ዝሰርሑሉ ኩነታት ምውፋርን መምርሒን ተዋሂቡ፡፡ ሓደሽቲ ንዝተሾሙ ኣምባሳደራት እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ፡፡ ኣብቲ መዛዘሚ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሶማሊያ ዝወሃቡ ናይ ምትንኻፍ መግለፂታት ብቐረባ እናተኸታተለት ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሶማሊያ ብተደጋጋሚ ዝህቦም ናይ ምትንኻፍ መግለፂታት ኢትዮጵያ ብቐረባ እናተኸታተለት ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መንግስቲ ሶማሊያ ካብ ዘቕርቦም መሰረት ዘይብሎም ክሲታት ብተፃራሪ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርኪዮሎጂን ፓሊዮንቶሎጂን መልካ ቁንጡሬ ባልጪት ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርኪዮሎጂን ፓሊዮንቶሎጂን መልካ ቁንጡሬ ባልጪት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ሓድጊ ዓለም ብምዃን ተመዝጊቡ። ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 46 ዓመታዊ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓድጊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኦሊምፒክ 2024 ኣብ ዝካየደላ ከተማ ፓሪስ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር መጥቃዕቲ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ ስርዓት ኦሊምፒክ ፓሪስ ሰዓታት ኣብ ዝተረፉሉ እዋን ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ፓሪስ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ልዑል ቅልውላው ትራንስፖርት ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ። ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሓደጋ ባርዕ…