ስፓርት ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ካልአይቲ ብምዃን እቲ ሻምፒዮና ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፔሩ ሊማ ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ካልአይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር÷ 6 ወርቂ፣ 2 ብሩርን 2 ነሓስን ብሓፈሻ 10 ሜዳሊያታት ብምእካብ ኢያ…
ስፓርት ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት፥ ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ። ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ 3:40.51 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ።
ስፓርት ኢትዮጵያ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዩ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዩ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣትሌት ሳሮን በርሀ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኢያ ነቲ ሜዳሊያ ኣምፂኣ። ኣትሌት ፅጌ ተሾመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ኣቑሑት ብናይ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምትካእ ብትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ኣቑሑት ብናይ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምትካእ ብትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፣ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ክልል ሲዳማን ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ብሓባር ንሰለስተ መዓልቲ ቱር ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጋቦንን ኣብ ምክልኻል ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ብሓባር ኣብ ምስራሕ ጠሚተን ዘቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ዋና ፀሓፊ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ጋቦንን ኣቦ መንበር ኮሚቴ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሪካ ብ/ጄ ኢቲየን ማዳማ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን ጋቦንን ኣብ ምክልኻል ዶብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበታ ኤፍ-16 ተዋጋኢት ጄት ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣሚና Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበተን ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ሓንቲ ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣፍሊጣ። ዩክሬን ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳሞት ስራሕ ኣሜሪካ ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ካብ ምዕራባውያን ብሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲ ዝምርሑ ማእኸላት መፍረዪ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ዘዕብዩ ኢዮም – ዋምኬሌ ሜኔ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲ ዝምርሑ ማእኸላት መፍረዪ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ዘዕብዩ ከምዝኾኑ ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዋምኬሌ ሜኔ ገሊፆም። ዋምኬሌ ሜኔን ልኡኾምን ምስ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዳካ ሓዱሽ በረራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ርእሰ ከተማ ባንግላዲሽ ናብ ዝኾነት ከተማ ዳካ ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ዳካ ካብ 22 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሽድሽተ መዓልቲታት ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ "ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ" ብዝል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኣብ…
ስፓርት ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ብደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ብደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ኣትሌት ሲምቦ ብ9 ደቒቕ 12 ሰከንድን 71 ማይክሮ ሰከንድን…