Fana: At a Speed of Life!

ናይ ሁቲ ዓመፅቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ መጥቃዕቲ ድሮን ከምዝፈፀሙ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ የመን ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ሁቲ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እናተጓዓዘት ኣብ ልዕሊ ዝነበረት መርከብ ጉድኣት ከምዘብፅሑ ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ምንቅስቓስ ሁቲ ዝፃፀርን ንዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ምላሽ እናሃበ ዝፀንሐ…

ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መለክዒ መሰረት ብምግባር ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መለክዒ ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መለክዒ መሰረት ብምግባር ከምዝተሳለጠ ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ከበደ ይማም ገሊፆም። መርሃ ግብሪ ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ቅድሚ መዓልቲታት እንትካየድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ሓይሊ ኣየር ብቑዓት ኣመራርሓ እቲ ሰራዊት ንምፍራይ ድሕሪ ለውጡ ውፅኢታዊ ስራ ወጊኑ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ብፍላይ ድማ ብቑዓት ኣመራርሓ ሰራዊት ንምፍራይ ድሕሪ ለውጢ ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ገሊፆም። ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ዘሰልጠኦም ካብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ስፖርት ኣባል ሃገራ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ስፖርት ኣባል ሃገራ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ንክልተ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ንኢትዮጵያ ብምውካል ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ተሳቲፎም። ኣብቲ መድረኽ…

ፍልፍሉ ዘይተፈለጠ ንብረት ምውራስ መሰረት ዝገበረ ረቂቕ ኣዋጅ ምስ ሕገ መንግስታዊ መሰላት ውልቀሰባት ዝጠዓዓም ኮይኑ ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ዘፈረየ ሃፍቲን ወይ እውን ፍልፍሉ ዘይተፈለጠ ንብረት ምውራስ መሰረት ዝገበረ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ምስ ሕገ መንግስታዊ መሰላት ውልቀሰባት ዝጠዓዓም ኮይኑ ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ኣድሂቦም ሓሳቦም ዘካፈሉና…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን መናእሰይ ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾኑ መናእሰይ ንምስታፍ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ካብ 20 ሰነ 2016 ዓ.ም ክሳብ ፍርቂ መስከረም 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ…

ዩክሬን ንስሎቫኪያ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ካልኣይ ዙር ፀወታ መፃዪ ምድብ ሎሚ ቀፂሉ እንትካየድ ዩክሬን ንስሎቫኪያ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ስሎቫኪያ ኣብ መበል 17 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ እናመርሐት…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቤላሩስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ፓርቬል ቪዚያትኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ስሩዕ ፖለቲካዊ ዘተ ብምክያድ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም። ኢትዮጵያን ቤላሩስን…

ከንቲባ ኣዳነች ብምክትል ዋና ፀሓፊ ኮሚኒስት ፓርቲ ቤጂንግን ፕሬዚዳንት ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ቤጂንግን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ብምክትል ዋና ፀሓፊ ኮሚኒስት ፓርቲ ቤጂንግን ፕሬዚዳንት ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ቤጂንግን ሊ ዌይ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ÷ ክልቲአን ኣሕዋት ከተማታት ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዓውዲታት…

ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ በዓል መቻል ፕሮፌሽናል ስፖርተኛታት ፖርቹጋል ንኽርከቡ ይሰርሕ ኣለኹ – ኤምባሲ ፖርቹጋል

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ በዓል መቻል ፕሮፌሽናል ስፖርተኛታት ፖርቹጋል ንኽርከቡ እናሰርሐ ምዃኑ ኤምባሲ እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሊውስ ፍራጎሶን ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን…