Fana: At a Speed of Life!

መንእሰይ ብሰናይ ስነ ምግባር ዝሃነፀን ኣፍራዪን ዜጋ ንኽኸውን ተዋዲድካ ምስራሕ ይግባእ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር )

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ብሰናይ ስነ ምግባር ዝሃነፀን ኣፍራዪን ዜጋ ንኽኸውን ተዋዲድካ ምስራሕ ከምግባእ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን። እቲ ሚኒስቴር ዘሰናደኦ ኣብ ምክልኻል ፀረ-መዕወኒ ሓሽሽን ኣሉታዊ ልማዳዊ…

ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ሰሜን ኮሪያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 27 ግንቦት 4 ሰነ ኣብ ዘሎ ግዘ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ንጃፓን ኣፍሊጣ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ፈላማይ ሳተላይት ስለላ ከምዘሕምበበትን ብሰፊሑ ከምዝኾነነትን ይዝክር፡፡…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕበባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን መድረኻት ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋን ዮንግ÷ ኣብ ፖሊሲ ርክባት ወፃኢ ቻይና፣ እዋናዊ ስርዓት ዓለም ኣብ ርክብ ኢትዮ-ቻይን ጠሚቶም…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ትምህርቲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ብሪታንያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ፎረም ትምህርቲ ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ፎረም ብሚኒስትር ትምህርት ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ ፎረም ኣብ ዝህልዎ…

ቃል ብዝኣተናዮ መሰረት ዝተወሰኑ መገዲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይርና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቃል ብዝኣተናዮ መሰረት ዝተወሰኑ መገዲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይርና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከተማና ብምዃን ስራሕቲ…

ሞሃማድ ሞክበር ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት ኢራን ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ኣሊ ሃሚኒ ንሞሃማድ ሞክበር ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብምግባር ሾይሞምዎም፡፡ ሞሃማድ ሞክበር ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ህይወቶም ናይ ዝሓለፉ ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ምክትል ከምዝነበሩ ይዝከር፡፡ ብተመሳሳሊ…

ኣብዚ በጀት ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ክዕወት ከምዝኽእል ዝእንፍት ውፅኢት ተመዝጊቡ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዝተተንበየ 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ምዕዋት ከምዝከኣል ዝእንፍት ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ÷ “ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም፡፡ ብመሰረት እዚ፡- ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ሚንስትር ሚኒስቴር ምክልኻል፣ ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)ሚንስትር ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ከምኡ እውን…

ክሌማዊ ለውጢ ዝፃወር ፕሮጀክት ምትእስሳር እታወት ልምዓት ስርናይ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ዝፃወር ፕሮጀክት ምትእስሳር እታወት ልምዓት ስርናይ ኣብ ክልል ዓፋር ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት መፍረያይነት ፍርያት ስርናይ ምዕባይን ሓረስቶት ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎም ኣታዊ ብምድንፋዕን ህይወቶም ክመሓየሽ ንምግባር ዝዓለመ ኢዩ፡፡…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበን ዝጠመተ መድረኽ ምትእኽኻብ እታወት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ምምሳልን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበንን ዝጠመተ መድረኽ ምትእኽኻብ እታወት ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ ሓዊሱ መዳርግቲ…