ስፓርት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ራባት ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት መዲና ኢሳ 14:34.16 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ እንትትወፅእ፤ ኣትሌት…
ስፓርት ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ኮይና Gebremariam Weldegerima May 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ 2023/24 ኮይና። ሎሚ መዓልቲ ፍፃኡ ዝረኸበ ውድድር ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ 2023/24÷ ማንቸስተር ሲቲ ንዌስትሃም 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ኢያ ሻምፒዮና ምዃና ክተረጋግፅ ክኢላ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት “ፕሬዚዳንት ኢራን ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ እታ ሃገር ፅዒና ነይራ” ዝተባህለት ሄሊኮፕተር ከምዝተሓንሸሸት ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima May 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ፕሬዚዳንት ኢራን ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ እታ ሃገር ፅዒና ነይራ” ዝተባህለት ወታደራዊት ሄሊኮፕተር ኣብ ምብራቕ ኣዘርባጃን ከምዝተሓንሸሸት መራኸብቲ ሓፋሽ ፀብፂበን። ከም ፀብፃ ቴህራን ታይምስ እንተኾይኑ÷ ኣብ በረራ ዝነበራ ሰለስተ ሄሊኮፕተራት…
ስፓርት ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዓመተ 2023/24 ሎሚ ምሸት መፈፀምትኡ ክረክብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ውድድር 2023/24 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሰዓት 12፡00 ብተመሳሳሊ ሰዓት ብዝግበሩ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ማንቼስተር ሲቲን እናተኸተለት ትርከብ ጋንታ ኣርሰናልን ፅዋዕ ናይ ምዕታር ዕድል ሒዘን ኣብ ሜዳአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና 400 ሺሕ ዶላር ዋጋ ዘለዎም ማሽናት ሕክምና ብሓገዝ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima May 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ሪች ኣናዘር ብ400 ሺሕ ዶላር ዝደጎም ሓሙሽተ ማሽናት መሕከሚ ሓንጎል ህፃናት (ኢንዶስኮፒ) ንሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቶም ማሽናት ኣብ ውሽጢ ሓንጎል ህፃናት ዝጠራቐም ማይን ካልኦት ሕክምና ሓንጎል ህፃናትን ብኢንዶስኮፒ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ጥንኩር ተሳትፎ ንምግባር ምድላው ትገብር ኣላ Gebremariam Weldegerima May 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ኣፍሪካ ጥንኩር ተሳትፎ ንምግባር ዘኽእል ምድላው እናበረት ምዃና ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ምስ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ዝተራኸበ ምንቅስቓስ ጉሙሩኽ ንምስላጥ ዘበናዊ ኣሰራርሓ እናተዘርገሐ ከምዝኾነ ኣብቲ…
ቴክኖሎጂ ዓውደ ምርኢት “ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024” ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ፈጠራን ትኹረት ዝገበረ ዓውደ ምርኢት "ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024" ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ተኸፊቱ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ሚኒስተር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ብሓዱሽ ባህሊ ስራሕ ብዝተወደበ መልክዑ ይቕፅል ኣሎ – ኣይተ ጥራቱ በየነ Gebremariam Weldegerima May 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ብሓዱሽ ባህሊ ስራሕ ብዝተወደበ መልክዑ እናቐፀለ ምዃኑ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን እታ ከተማ ኣይተ ጥራቱ በየነ ገሊፆም። ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ፣ ኢንቨስትመንትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናይ ምግቢ ሉኣላዊነታ ንምኽባር ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓውዲ ሕርሻ ብምዝማንን ዝተዋደደ ስግግርን ብምርግጋፅ ናይ ምግቢ ሉኣላዊነታ ንምኽባር ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ምፍላጥ ስግግር ፍኖተ-ካርታ ሕርሻ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገህድብ ህዳሰ ብዝምልከት ብሚዲያታት ግብፂ ዝንዛሕ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ማይ ኣባይ ንብሕቲ ናይ ምጥቃም ዓርሰ ፍትወት ኢዩ – መሓመድ ኣልኣሩሲ Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገህድብ ህዳሰ ብዝምልከት ብሚዲያታት ግብፂ ዝንዛሕ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ማይ ኣባይ ንብሕቲ ናይ ምጥቃም ዓርሰ ፍትወት ኢዩ ክብሉ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ብምክታዕ ዝፍለጡ ኣባል ባይቶ ወከልቲ ኣማኻሪ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን መሓመድ ኣልኣሩሲ ገሊፆም።…