ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ዘተ እናተኻየደ ይርከብ Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃዒውት ብምቕባል ናብ ሃገር ምስ ዝኣተዉ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዘተ እናተኻየደ ይርከብ። እቲ ዘተ "ታሪኺዊ መሰረቶም ይፍለጡ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዎም ተሳትፎ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዎም ተሳትፎ ብዝበለፀ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ገሊፆም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ካብ ቻይና ግዝኣት ሁናን ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮማንድ ፖስት ባህርዳር – ጎንደር እናወሰዶ ብዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ እቲ ከባቢ ዝተረጋግአ ምግባር ተኻኢሉ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ባህርዳር - ጎንደር ኣብ ልዕሊ ፅንፈኛ ጉጅለ እናወሰዶ ብዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ እቲ ከባቢ ሰላማዊን ዝተረጋግአን ምግባር ከምዝተኽኣለ ኣካቢ እቲ ኮማንድ ፖስትን ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራንብ ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። እቲ ኮማንድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 90 ሚኢታዊ ዝኸውን ዕድጊት ሩሲያን ቻይን ብመተዓዳደጊ ገንዘብ እተን ሃገራት ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)90 90 ሚኢታዊ ዝኸውን ዕድጊት ሩሲያን ቻይን ብመተዓዳደጊ ገንዘብ እተን ሃገራት ከምዝተፈፀመ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን ንክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ናብ ቤጂንግ ዝኣተዉ እንትኾኑ÷ ምስ ቻይና መዘነኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 8ይ ዓመታዊ ዓውደ መፅናዕቲ ምርምር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመታዊ ዓውደ መፅናዕቲ ምርምር ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ፈጠራን ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ÷ ብዋናነት ንኢንዱስትሪታት ልዑል እታወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊትና ዝገበሮም ወፍሪታት ህዝቢ ናብ ልምዓት ስራሕቱ ንኸኣቱ ኣኽኢሉ – ሌ/ጀኔራል መሓመድ ተሰማ Gebremariam Weldegerima May 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሰራዊትና ዝገበሮም ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራ ብምውዳድ ዝገበሮም ወፍሪታት ህዝቢ ናብ ልምዓት ስራሕቱ ንኸኣቱ ኣኽኢሉ ኢዩ” ክብሉ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ጎጃምን ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጀኔራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። እቲ ኮማንድ ፖስት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃን ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላሉ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima May 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣዘርባጃን ኣብ ዓውዲ ሓበሬታ፣ ፀፅታን ድሕንነትን ሓበራዊ ህንፀት ዓቕሚ ምትሕብባርን ነተን ሃገራት ተረባሕቲ ኣብ ዝገብሩ ካልኦት ፕሮጀክታትን ብሓባር ንምፍፃም ተስማዕሚዐን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዝተፈላለዩ ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን Gebremariam Weldegerima May 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዝተፈላለዩ ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ገብሬ ኣምባሳደር እሸቴ ጥላሁን ወልደየስ ኣምባሳደር ለገሰ ገረመው ሃይሌ ኣምባሳደር ደሊል ከድር ቡሽራ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወፍሪ ምጥቃዕ ሩሲያ ምጥንካሩ ስዒቡ ወታደራት ዩክሬን ከምዘንሳሓቡ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima May 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ምጥቃዕ ሩሲያ ምጥንካሩ ስዒቡ ዩክሬን ወታደራታ ኣብ ከባቢ ዶብ ግዝኣት ካርኪቭ ካብ ዝርከባ መንደራት ከንሳሕቡ ከምዝገበረት ተገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት ዩክሬን ከምዝገለፁ፤ እቶም ወታደራት ብውሽጢ ከቢድ ተኹሲ ሓሊፎም ናብ ሰሜን ምብራቕ ክፋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ዶብ ተሳገርቲ ገበናትን ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸ ሮክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘትዩ…