ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 294 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 22 ክሳብ 28 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ልዕሊ 294 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲታት ህንፀት፣ ቡና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላም ንምዕሳል ቆራፅ ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋእን ንምዕሳል ቆራፅ ከምዝኾነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ብጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሩሲያ-ሶቺ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ፎረም ሚኒስትራት ምሕዝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕልምና ልዕልና ዝመርሖ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልምና ልዕልና ዝመርሖ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኡጋንዳ ርዋንዳን መዘናታቶም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳን ርዋንዳን ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ጄነራል ኦዶንጎ ጄጄ ኣቡበከርን ምስ ርዋንዳ መዘነኦም ኦሊቨር ጄፒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ንመህነፂ ማእኸል ሕሙማት ኣእምሮ ፍሬምናጦስ ሓገዝ ንኽገብሩ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእኸል ኣረጋውያን፣ ህፃናትን ሕሙማት ኣእምሮን ፍሬምናጦስ ንምሕጋዝ ዝዓለመ ውድድር ጉያ መተኣኻኸቢ እቶት ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። እቲ ውድድር ጉያ ዘጀመሩ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ÷ እቲ ማእኸል ኣብ ሓፂር እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓዲ-ዳዕሮ ንልዕሊ 18 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ንኣገልግሎት በቒዑ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓዲ-ዳዕሮ 18 ሺሕን 500 ነበርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ፡፡ ተወካሊ ቢሮ ሃፍቲ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዮሃንስ መለሰ (ኢ/ር)÷ ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንደር በይኑና ኣፀገምቲ ኩነታት ተፃዊርካ ሃገርን ብትግሃት ንምልዋጥ ትምህርት ዝውሰደሉ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር በይኑና ኣፀገምቲ ኩነታት ተፃዊርካ ሃገርን ብትግሃት ንምልዋጥ ትምህርቲ ዝውሰደሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ቃላይ በሰቃ ዝተሃነፀ መንደር በይኑና ሎሚ መዓልቲ መሪቖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ ሲትሳም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ መካኒዝም ክትትልን መረጋገፂን ምቁራፅ ተኹሲን ምድላዋት ስግግር ፀፅታን (ሲትሳም) ተዛቲዮም። ኣባላት እቲ ልኡኽ እዋናዊ ኩነታት ደቡብ ሱዳንን እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓፂር ግዘ ብምግቢ ርእስና ብምኽኣል ንዓለም ተምሳሌት ክንከውን ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፂር ግዘ ብምግቢ ርእስና ብምኽኣል ንዓለም ተምሳሌት ሃገር ክንከውን ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ሕዚ ዝተርኣዩ ዝበረታትዑ ውፅኢታት ክቕፅል ብምግባር ካብ ፅግዕተኝነት ርዳእታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓድነትን ህንፀት ምስሊን ህዝቢታት ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣብ ሓድነትን ህንፀት ምስሊን ህዝቢታት ዝዓለመ ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ጎስጓስ ካብ 7 ሕዳር ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ዝካየድ እንትኸውን÷ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ክልላት፣ ትካላት…