ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናይ ፅዋዕ ንሕንሓ ኣጠናኺራ፡፡ መቻል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሽመልስ በቀለ፣ ኣህመድ ረሺድ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)ን በረከት ደስታን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ዝኸፍአ ኲናት ክፅበያ ኢዩ – ኢራን Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ከቢድ ግብረ መልሲ ክፅበያ ኢዩ ክትብል ኢራን ኣጠንቂቓ። ኢራን እዚ ዝበለት እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ኣብ ትሕዝቶ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ሰፊሕ ወታደራዊ ወፍሪ ንምክያድ ከምዝተዳለወት ምግላፃ ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ፌስቲቫል ፋሽን፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ሸነን ኣፍሪካ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማየ ዝኾነ ኣህጉራዊ ፌስቲቫል ፋሽን፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ሸነን ኣፍሪካ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ብምፅናሕ ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተዛዚሙ፡፡ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ሓዊሱ ሚኒስትር…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብ መበል 29 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ኣኽሱምን ቦንጋን ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ኣኽሱምን ቦንጋን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም። ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰለጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ተመረቕቲ ተምሃሮ ብኮምፒውተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንምስንዳእ ሕቶ ከምዘቕረበት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንምስንዳእ ሕቶ ከምዘቕረበት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሕቶ ኢትዮጵያ ተቐባልነት ንኽረክብ ድማ ነበር ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ናይጄሪያ ዳንኤል ኣሞካቺን ንዋንኩ ካኑ ኣምባሰደራት ኢትዮጵያ ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርናዮ ፃንሒት ዘሕጉስን እታ ሃገር እውን ኣብ ቅልጡፍ ለውጢ ትርከብ ምዃና ዝተገንዘብናሉ ኢዩ – ነበር ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ… Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርናዮ ፃንሒት ዘሕጉስን እታ ሃገር እውን ኣብ ቅልጡፍ ለውጢ ትርከብ ምዃና ዝተገንዘብናሉ ኢዩ ክብሉ ነበር ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ናይጄሪያ ገሊፆም። ነበር ኮኸብ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ ናይጄሪያ ንዋንኩ ካኑ ሓዊሱ ነበር ዓበይቲ ተፃወትቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት 28 ሃገራት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ከተማ ኣኽሱም ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላፊ ሕቡራት ሃገራት ሓዊሱ፥ ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣምባሳደራት 28 ሃገራት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ከተማ ኣኽሱም ኣትዮም። እቶም ኣምባሳደራት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም እንትበፅሑ÷ ኣብ ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኺፊቱ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳን ንፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ መሪቖም ከፊቶም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኅሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተሰናደአ ፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ÷ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ነበር ኮኸብ…
ስፓርት ኢትዮጵያ መድን ንሃድያ ሆሳእና ስዒራ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ 29 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ንሃድያ ሆሳእና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ኢትዮጵያ መድን ወገኔ ገዛሀኝ ኣብ ድሕሪ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡