ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ኣገልግሎት ኣቪዬሽን ብዝበለፀ ንምምሕያሽ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ኣገልግሎት ኣቪዬሽን ብዝበለፀ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ሰነድ ስምምዕነት ንምግባር ልዝብ ኣካይደን፡፡ እቲ ዘተ ስምምዕነት ኣብ ዝተበፅሐሎም ጉዳያት ዝጠመተ እንትኸውን፥ ብስሩዕ ፕሮግራማት ስልጠና፣ ኦዲትን ዓውዲ ቪዬሽንን ደረጃታት…
ስፓርት ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ውድድራት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ዝካየዱ እንትኾኑ÷ ሪያል ማድሪድ ምስ ኤሲሚላን ከምኡ እውን ሊቨርፑል ምስ ባየርሊቨርኩሰን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሽት ሰዓት 2፡45 ፒኤስቪ አይንድሆቨን ምስ ስፔናዊት ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ጉባኤ መድረኽ ምትሕብባር ከተማታት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ መድረኽ ምትሕብባርን ልውውጥ ልምዲን ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዴኤታ ልምዓት ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን፣ ከንቲባታትን ምምሕዳራትን ልዕሊ 100 ከተማታት ከምኡ እውን መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ኢምፖርት ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ኢምፖርት ቻይና ትሳተፍ ኣላ። ጎድና ጎድኒ እቲ ኤክስፖ መራሕቲ ሃገራት ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንት ዓለም እናዘተዩ ይርከቡ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሻንጋይ ዝተኸፈተን 77 ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ዝሳተፉሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሰላም ሃገራት ዋጋ ከፊላ ኢያ – ብ/ጀ ፖውል ንጂማ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ዔፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዞባዊ ሰላምን ምርግጋእን ልዑል ዋጋ ከምዝኸፈለት ዳይሬክተር ተተካኢ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብርጋዴር ጀነራል ፖውል ንጂማ ገሊፆም፡፡ ምስ ጥምረት ምኽባር ሰላም ኣህራዊና ዞባዊን ሓይሊን ትካልትን ብምዃን ሃገራት ፀኒዐን ንኽቕፅላን ዘላቒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምደባ ፕሮግራም ሪሚዲያል ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም ፕሮግራም ሪሚዲያል ንምክትታል ዘኽእል ውፅኢት ዘመዝገቡ ተምሃሮ ምደባ ትካል ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ምደባ ተተሓሒዙ ናይ ትካል ይቀየረለይ ሕቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝራእቲ እዋኑ ብዘይሓለወ ዝናብ ከይጥቅዑ ብብርኪ ክልል ዝሳለጥ ወፍሪ ዓፂድ ብዕሊ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝራእቲ እዋኑ ብዘይሓለወ ዝናብ ከይጥቅዑ ብብርኪ ክልል ዝሳለጥ ወፍሪ ዓፂድ ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንትን ሕርሻን ቃላሚኖ ዝተዘርኡ ዝራእቲ ብምዕፃድ ብዕሊ ተጀሚሩ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኢያሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኳላላምፑር ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኳላላምፑርን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ክንሰርሕ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች÷ “ኣብ ማሌዥያ ኣብ ዝገበርናዮ ዑደት ምክትል ከንቲባ ኳላላምፑር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲ ማይ ብዝግባእ ብምጥቃም ብብቕዓት እንትንመርሕ ንጎረባብቲ ሃገራት ምዕባለ እንሕግዘሉ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ማይና እንትንሕሉን ብብቕዓት እንትንመርሕን ናይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ንጎረባብቲ ሃገራት እውን ምርግጋእን ምዕባለን እንሕግዘሉ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዘሰናደኦ ንክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ውሕመ ጠለበን ዘማእኸለ ውክልና ክህልወን ከምዝግባእ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ጠለበን ዘማእኸለ ውክልና ክህልወን ከምዝግባእ ኣገንዚባ። ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ዝተኻየደ መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ውፅኢቱ ኣመልኪቱ ብቀዋሚ ልኡኽ ሩሲያ…