ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ናይ ሓደ ሓደ ኤምባሲታት ዕስለ መግለፂታት ተቐባልነት ከምዘይብሎም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ሓደ ሓደ ኤምባሲታት ዘውፅኡዎም ናይ ዕስለ መግለፂታት ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ እቲ ሚኒስቴር ነብዩ ተድላ ዓበይቲ ምንቅስቓሳት ዲፕሎማሲ እታ ሃገር ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ…