ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሕቲ ደረጃ ዘፍርዩ 14 ፋብሪካታት ስጉምቲ ተወሲዱዎም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ ደረጃ ኣብ ልዕሊ ዘፍርዩ 14 ፋብሪካታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017 መገደዲ ደረጃ ኢትዮጵያ ዘለዎም ፍርያታት ኣብ ዘፍርዩ 100 ፋብሪካታት ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ትካላት ግደኦም ከጠናኽሩ ከምዘለም ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ማዕቀፍ ብሪክስ ብንቕሓት ንምስታፍን ኣብቲ መድረኽ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ትካላት ዝህልወን ግደ ከጠናኽሩ ከምዘለዎም ተገሊፁ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ብሪክስ ኢትዮጵያ 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣሳሊጡ። ፍሉይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ክሳብ ኣሜሪካ ክበፅሕ ከምዝኽእል ዝተነገረሉ ሚሳዔል ፈቲና Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሃዋሶንግ-19 ዝተባህለ ኣህጉር ዘቋርፅ ነዊሕ ርሕቐት ተወንዓፊ ባላስቲክ ሚሳኤል ትማሊ ከምዝፈተነት ኣፍሊጣ፡፡ ሃዋሶንግ-19 7 ሺሕን 687 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ኣብ ውሽጢ 86 ደቒቕ ከምዝተጓዓዘ ዝተዘረበ እንትኸውን፤ እታ ሃገር ከምዚ…
ስፓርት ሩበን ኣሞሪም ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይድ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ንጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ዋና ኣሰልጣኒ ብምዃን ንኽመርሑ ብዕሊ ተሾይሞም፡፡ ብምሰረት እቲ ስምምዕነት ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣብ ኦልትራፎድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2027 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሞም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮግራም ሪሚዲያል ተቛሪፁ ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ከምዝኾነ ኣገንዚቡ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም መመሓየሺ ዓቕሚ ተምሃሮ (ሪሚዲያል) ተቛሪፁ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈቲኖም መሕለፊ ነጥቢ ዘየምፅኡ ተምሃሮ ዓቕሞም ብምምሕያሽ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ 20 ሚሊየን ጨቛቑቲ ከምዝተኸፋፈለ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 20 ሚሊየን ጨቛቑቲ ከምዝተኸፋፈለ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ እቲ ርብዒ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ መፍረያይበት ሕርሻ ንምዕባ ዘኽእሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ፍርያቱ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ዝጀመረ ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ፍርያት ናብ ዕዳጋ ከምዝቐረበ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፋብሪካ ስራሕቲ ምፍራይ ብቕልጡፍ ክጅምር ዝተገበረ፤ ፍርያት ብህፁፅ ናብ ዕዳጋ ብምቕራብ ብብርኪ ሃገር ዘሎ ዕዳጋ ሲሚንቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ሽም ኢትዮጵያ ሓፍ ዘብል ኢዩ – ጋዜጠኛታት Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብታ ከተማ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ውቁብን መብፅሒ ቱሪዝምን ሽም ኢትዮጵያ ሓፍ ዘብሉ ከምዝኾኑ ጋዜጠታት ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ገሊፆም። "ሚዲያ ንብሄራዊ ተረኽን ህንፀት ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሰብ ሞያን ኣመራርሓን መራኸብቲ ሓፋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጠናኽር ትኽክለኛ ፀብፃብ ክሰርሑ ትፅቢት ይግበረሎም – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጠናኽር ትኽክለኛን ሚዛናዊን ፀብፃብ ክሰርሑ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። "ሚዲያ ንብሄራዊ ተረኽን ህንፀት ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣመራርሓን ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኣለቃሕቲ ሃገራት ዩሮ ቦንድ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዋሽንግተን እናተኻየደ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤምኤፍ)ን ምስ ኣለቃሕቲ ሃገራት ዩሮ ቦንድ ተዛቲዩ፡፡ ኣብቲ ዘተ ብመሰረት ሓበራዊ መርሃ…