ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኦማን ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕቖቢ ጣቢያታ ኦማን ዝርከቡ ኢትዮጵያውን ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብ ኦማን ዝርከቡ 1 ሺሕን 590 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲን ሓሙስን ብዝግበሩ ሽዱሽተ በረራታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ከምዝተሃቀነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኮንጎ ኪንሻሳን ትራንስፖርት ኣየር ንምስላጥ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማኻሪ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙኒኬሽንን ኮንጎ ኪንሻሳ ሙሴንጌዚ ኪታሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣቪዬሽን ምስ ኣመራርሓ በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ትራንስፖርት ኣየር ንምስላጥ ዝዓለመ ዘተ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ብክልቲአን ሃገራት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲታት ማይ ከርሰ ምድሪ ብሓባር ናይ ምልማዕ መርአዪ ክኾኑ ይግባእ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ማይ ከርሰ ምድሪ ብሓባር ናይ ምልማዕ መርአዪ ክኾኑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ኣባል ሃገራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዶብ ተሳገርቲ ሃፍቲታት ማይ ከርሰ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኬንያውያን ህፁፅ ሓገዝ ክቐርብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ናይሮቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ሕድሕድ ስድራ ናይ ህፁፅ እዋን ሓገዝ ገንዘብ ከምዘቕርቡ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ሓደጋ ውሕጅ ዝበፅሖም ከባቢታት ዑደት ኣብ ዝገበሩሉ እዋን…
ቢዝነስ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ምፍራይ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ከምዘዕበዮ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ምፍራይ ሃገር በቆል ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪታት ከምዘዕበዮ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም። እቲ ጎስጓስ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ንምትካእ፣ ናብ ወፃኢ ዝለኣኹ ፍርያታትት ብፅሬትን በዝሒን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ኢጋድ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ልኡኻት ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ኢጋድ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማና ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓጋጊዝና ዝይድፋእ ዝመስል ማሕለኻ እናተሳገርና ከተማና ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምግባር ብዝለዓለ ትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ በባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፑቲን ስልታዊ ልምምድ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ንኽግበር ትእዛዝ ሂቦም Gebremariam Weldegerima May 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ስልታዊ (ታክቲካዊ) ልምምድ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ንኽግበር ንጦር እታ ሃገር ትእዛዝ ከምዝሃቡ ተገሊፁ። እቲ ልምምድ ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሰብ መዚ ዝፍንዉዎ ንጎንፂ ዝጋብዝ መግለፂን መፈራርሒን ስዒቡ ዝካየድ…
ስፓርት ጁለን ሎፔቴጉይ ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ንምዃን ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima May 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ጁለን ሎፔቴጉይ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ንምዃን ተስማዕሚም፡፡ እቲ ስምምዕነት ተፈፃሚ እንድሕር ኮይኑ ድማ ወዲ 57 ዓመት ነበር ኣሰልጣኒ ጋንታ ዎልቭስ ዳግም ናብ ፕሪሚየር ከምዝምለሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓመታት ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ከመዝግባ ትፅቢት ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዓለም ሓንቲ ኮይና Gebremariam Weldegerima May 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2024 ክሳብ 2029 ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ትፅቢት ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዓለም ሓንቲ ከምዝኾነት ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ገሊፁ፡፡ ኣብ ሃገራት ዓለም ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዘፋልጥ…