ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ምብራቕ ራፋህ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲባ Gebremariam Weldegerima May 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ራፋህ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ጋዛ ንኽወፅኡ ጦር እስራኤል ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብቲ ከባቢ ወጥሪ ነጊሱ ዘሎ ኣብ ጋዛ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምዕሳልን ዝተዓገቱ ንምፍታሕን ዝዓለሙ ዝርርባት ክቋረፁ ምዃኖም ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ብኻእ መዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ብሪክስ ንኽትፅምበር ቻይና ዝገበረቶ ሓገዝ ጥንኩር ምሕዝነት እተን ሃገራት ዘርኢ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ስራሕ ግዘኦም ዝዛዘሙ ኣምብሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዡዩኣን ነናብ ሃሮም ተመሊሶም፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦተ ኣመራርሓን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ። ከባቢ መዕርፎ ነፈርቲ ቀብሪደሃር ብተኸታታሊ ብዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብዘጋጠመ ጉድኣት እቲ ኣገልግሎት ተቋሪፁ ከምዝነበረ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ስቕለት ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለተ ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ። እቲ በዓል ኣብ ካቴድራል ካቶሊክ ቤተክርስቲያን ልደታ ማሪያም ብዙሓት ተኸተልቲ እቲ እምነት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት…
ቴክኖሎጂ መሸጣ ስልኪታት ኣይፎን ከምዝነከየ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ኩባንያ ኣፕል ዝኾኑ ስልኪታት ኣይፎን መሸጣኦም ካብ ኣውሮፓ ወፃእ ኣብ ኩለን ዕዳጋታት ሃገራት ዓለም ከምዝነከየ ተገሊፁ። እቲ ኩባንያ ከምዝሓሮ፤ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ካብ ዝኣቱ ንደሓር ኣብ ዘለዉ ናይ መጀመርታ ሰለስተ ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢንዱስትሪን ፍርያትን ኣድላዪ ምትእስሳር ቀረብ ብምጥንኻር ልምዓት ምቅልጣፍ ይግባእ – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪን ደላዪ ፍርያትን ዝረአ ክፍተት ንምምላእ ምትእስሳር ቀረብ ብምጥንኻር ልምዓት ምቅልጣፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ጉጅለ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት በዓል ዓርቢ ስቕለት ኣብ ዙሪያ ዓለም Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለተ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብሃይማኖታዊ ኣስተምህሮታትን ፍፃታትትን ይኽበር፡፡ እቲ ዕለት ካብ ሞንጎ ዝኽበረለን ብዙሓት ሃገራት ድማ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሩሲያ፣ ግብፂ፣ ግሪኽ፣ እስራኤል፣ ቡልጋሪያን ካልኦትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ምርካባ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ከምዝረኸበት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ ዓለም ለኸ ሲንፖዚየም ትካል ሉላዊ ኣፈፃፅማ ኣቪዬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኽኽበር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኸኽብር ኣብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ምድላዋቱ ብመዝዛም ናብ ተግባር ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን ኣፍሊጡ፡፡ ህዝቢ ሰላምን ድሕንነትን ከባኡ ዝህውኹ ኣጠራጠርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 180 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር በረራ ብዝተሳለጠ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ 1 ሺሕን 180 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ካብ ዝተመለሱ ዜጋታት እቶም 1 ሺሕን 98 ደቂ ተባዕትዮ፣ 79 ደቂ ኣንስትዮ፣ 3 ህፃናት ከምኡ…