ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ጠሚቶም ምስ ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ጠሚቶም ምስ ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም።
ቅድሚ ሓደ ወርሒ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ምንታይ ብርኪ ከምዝርከብ ሓፈሻዊ ገምጋም ከምዝተገበረ ዘዘኻኸሩ…