Fana: At a Speed of Life!

ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ደሴ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ስራሕቲ ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ከተማ ደሴ ኣቲዩ። እቲ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት÷ ዓበይቲ ስራሕቲ ልምዓት ብምዕዛብ ንተወሳኺ ልእታወት…

ምውፋር ስራሕን ህንፀት ዓቕሚ ክእለትን ሰብ ሞያ ጥዕና ንምድንፋዕ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምውፋር ስራሕን ህንፀት ዓቕሚ ክእለትን ሰብ ሞያ ጥዕና ንምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ጠሚተን ምስ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃያት ካሚል ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአነ ድማ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝርከቡ…

“ንፁህ ጎደና – ናብራ ብጥዕና” ፅባቐ ከተማ ብምውሳኽ ጥዑይ ከባቢ ዝፈጥር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባር “ንፁህ ጎደና - ናብራ ብጥዕና” ነበርቲ ብዘሕፍር መልክዑ ኣብ በቢ መገዲ ካብ ምንፃህ፣ ፅባቐ ከተማ ብዝውስኽ መልክዑ ጥዑይ ከባቢ ንምፍጣር ዘኽእል ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ…

#ንፅህቲኢትዮጵያ

ሎሚ መዓልቲ ሰንበት 20 ሚያዚያ፣ ‘ንፅህቲ ኢትዮጵያ’ ጠሚቱ ጎስጓስ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ። ኩሉ ሰብ ይምልከተኒ ኢዩ ብዝብል÷ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ዝተኸፈተ ቁፅሪ ሒሳብ 1000623230248 ንጎስጓስ “ንፁህ ጎደና - ናብራ ብጥዕና” ክፅምበር ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ…

1 ሺሕን 232 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 232 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ካብ ሞንጎ እቶም ዝተመለሱ 1 ሺሕን 231 ደቂ ተባዕትዮ፣ 1 ጓል ኣንስተይቲን ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ 12 ሰገናትን ከምዝኾኑ ሓበሬታ ሚኒስቴር…

ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት እኹል ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት እኹል ቅድመ ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ምድላው ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ኣሰርን ቀፀልቲ ኣንፈታት ስራሕን 2016 ዓ.ም ምስ ዓብዪ ብሄራዊ ኮሚቴ መርሃ ግብሪ…

መበል 16 ሓበራዊ መድረኽ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 16 ሓበራዊ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ጅቡቲ ብስምምዕነት ተዛዚሙ። ኣበቲ መድረኽ ኣብ ስምምዕነት ዝተበፅሐሎም ጉዳያት ከምኡ እውን ኣብ እዋን እቲ ስምምዕነት…

ብልምዓት ዝተልዓሉ ሰባት ዘቕርቡዎም ሕቶታት ቅልጡፍ ምላሽ ንኽወሃቦም ተገይሩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀረባ ክትትል ብምግባር ብልምዓት ዝተልዓሉ ሰባት ዘቕርቡዎም ሕቶታት ቅልጡፍ ምላሽ ክወሃቦም ከምዝተገበረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ…

ኢትዮጵያ ኣባል “ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት” ንምዃን እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ብሪክስ ባንኪ ኣብ ዝኾነ "ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት" ኣባል ንምዃን እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ነብዩ ተድላ÷ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ዝገበራ ምክትል ዋና…

ብሪታኒያ ንልምዓታዊ ሴፍቲኔት ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚ ንምምሕያሽ፣ ንመሰረታዊ ኣገልግሎታትን ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ትገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው÷ ምስ ኮመን ዌልዝ ብሪታኒያ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ሳይመን ሙስታርድ ምስ…