Fana: At a Speed of Life!

ስዊድን ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ዝኸውን ሓገዝ ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድን ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር (238 ሚሊየን ክሮና ስዊዲን) ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዝውዕል ሓገዝ ከምዘመሓላለፈት ተገሊፁ። ስዊድን ሓገዝ ምግቢ፣ ማይ፣ መፅለሊ፣ ክንክን ጥዕናን ሓለዋን ዘድልዮም ተቓላዕቲ ሰባት…

ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ሪጅናል ዳይሬክተር ዩኤንኤድስ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ሪጅናል ዳይሬክተር ዩኤንኤድስ ኣን ሙዞኒ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ንኤች ኣይ ቪ ተቓላዕቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ምክልኻል ብሓባር ምስራሕ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ…

ኢትዮጵያ 4ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ፋይናንስ ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ቆራፅ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሓምለ ዝካየድ 4ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ፋይናንስ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ምድላው እናተገበረ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ታዬ…

1 ሺሕን 181 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር በረራ ኣብ ስኡድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ 1 ሺሕን 181 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝመለሱ ተገሊፁ፡፡ ዝተመለሱ ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ÷ እቶም 4ተ ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት…

ሩሲያን ዩክሬንን ንፈለማ እዋን ፊት ንፊት ብምርኻብ ድርድር ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ንፈለማ እዋን ፊት ንፊት ብምርኻብ ድርድር ከምዘካየዳ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ኲናት ዝርከባ እተን ሃገራት ፊት ንፊት ብምርኻብ ድርድር እናገበራ ዝርከባ ብኣሸማጋልነት ኳታር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ በቲ ፊት ንፊት ድርድር÷ ብምኽንያት…

ኢትዮ ቴሌኮም ብብርኪ ሃገር ለኸ ምዝገባ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት (መታወቂያ) ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብብርኪ ሃገር ለኸ ምዝገባ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት (መታወቂያ) ኣጀሚሩ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት እቲ መጀመሪ፤ ብማእኸላይ ኣብ 1 ሚሊየን ዜጋታት ብምምዝጋብ ክሳብ 2018 ዓ.ም ን32 ሚሊየን ዜጋታት ኣገልግሎት ንመሃብ ከምዝተሃቀነ…

ኣብ ኣፍሪካ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ብሪታንያ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ሀገራት ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ላዕለዎት ዲፕሎማሰኛታትን ብሪታንያ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዑደቶም ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ጥቕሚ እናውዐሎም ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ኣቪዬሽን…

መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት ሓራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ኢትዮ-ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት ሓራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ኢትዮ-ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፣ ኣምባሰደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ናይዚ ወለዶ ዛዕባ ሓምሳ ዓመት ዘላቂ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለን ኢዩ – ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ ወለዶ ዛዕባ ሓምሳ ዓመት ዘላቂ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለን ከምዝኾነ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን ብምዝታይ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ÷ ኢትዮጵያ ኣብ…

መበል 14 ሰሙነ ክታበት ኣፍሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሰሙነ ክታበት ኣፍሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ሞትን ሕማማትን ኣዴታትን ዕሸላትን ንምንካይ ምስ ክልላትን ዝምልከቶም ኣካላትን ብምትሕብባር ብርክት ዝበሉ ስራሕቲ እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣብቲ መድረኽ…