Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ዓወት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዝምዝገብ ዘመላኽት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ኣዋርሕ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተመዝገበ ዓወት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዝምዝገብ ዘመላኽት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ናይ መወዳእታ 100 መዓልቲታት እቲ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…

ኣብ ወረዳ ስልጢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ከባቢ ወረዳ ስልጢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ከምዝሓለፈ ተወካሊ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ዋና ሳጅን ኣብድረማን ረዲ ገሊፆም። ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 3፡20 ካብ ወራቤ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጉዓዘት…

ሎገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ቅድሚ ምዝዛሙ ናይ መወዳእታ ዝኾነ ገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሎሚ መኣልቲ ንጉሆ ኣብ ዝተጀመረ ገምጋም÷ ኣፈፃፅማ ሴክተራት ከምዝግምገም እቶም…

ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ 2016 ዓ/ም ይወሃብ ኣሎ። በዚ ድማ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ጋምቤላ፣ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ክልላት ፈተና…

ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ብሓባር ንምዕሳል ቆራፅ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰላምን ምዕባለን፣ ኩለመዳይን ዘላቒ ልምዓትን ከምኡ እውን ውፅኢታዊ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ብሓባር ንምዕሳል ቆራፅ ከምዝኾነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣብ ሩሲያ ኒዥኒ ኖቭጎሮድ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

ዩክሬን ተዋጋእቲ ጄታት ዒላማ መጥቃዕቲ ሩሲያ ከይኾና ኣብ ጎረባብቲ ሃገር ከምተፅነሐን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን መሓዙታ ትቕበለን ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ዒላማ መጥቃዕቲ ሩሲያ ከይኾና እተን ዝተወሰና ኣብ ጎረባብቲ ሃገር ከምተፅነሐን ከምትኽእል ሓደ ላዕለዋይ ወታደራዊ መኮንን ዩክሬን ተዛሪቦም። ቤልጂየም፣ ዴንማርክ፣ ኔዘርላንድስን…

ብርዳእታ ዘላቒ ምዕባለን ብልፅግናን ጋህዲ ክትገብር ዝኸኣለት ሃገር የላን – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርዳእታ ናይ ፅግዕተኝነት ግዚኣ ዘናወሐት እምበር ዘላቒ ምዕባለን ብልፅግናን ጋህዲ ክትገብር ዝኸኣለት ሃገር የላን ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ‘ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፣ ንዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነትን ክብሪን’…

መስመር ፒያሳን ኣራት ኪሎን ስራሕ ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ምዝዛምና እንትንገልፅ ሓጎስ ይስመዐኒ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስመር ፒያሳን ኣራት ኪሎን ስራሕ ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ምዝዛምና እንትንገልፅ ሓጎስ ይስመዐኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ዝተጠዓዓሙን ዝወቀቡን መልክዓት ህንፀት ንኣዲስ ኣበባ ይቕይሩዋ ኣለዉ – ም/ቀ/ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

አዲስ አበባ፣ ሰኔ 3፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጠዓዓሙን ዝወቀቡን መልክዓት ህንፀት ንኣዲስ ኣበባ ይቕይሩዋ ኣለዉ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ኣዲስ ኣበባ ከም ሽማ ሓዳሽ ክንገብራ ኢና ኢሎም ነይሮም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ኣብ ከተማታት ኣሶሳን ወልቂጤን ህዝባዊ መድረኽ ዘተታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ንዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነትን ክብሪን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማታት ኣሶሳን ወልቂጤን ህዝባዊ መድረኽ ዘተታት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ርእሰ…