ስፓርት ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ማራቶን ቪዬና 2024 ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ቪዬና 2024 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 35 ሰከንድን ብምእታው ተዓዊቱ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ 2 ሰዓት 4 ደቒቕን 15 ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ደረጃ…
ቢዝነስ ባንኪ ልምዓት ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብምዝርጋሕ ተግባራዊ እናተገበሩ ከምዝኾኑ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመንግስት ፍሉይ ትኹረት ብስፍሓት ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምሕጋዝ እናተሰርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጠለባት ሰብኣዊ ሓገዝ ብርእሰ ዓቕሚ ንምፍታሕ ዘኸእል ፖሊሲ ተሓንፂፁ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጠለባት ሰብኣዊ ሓገዝ ኢትዮጵያ ብርእሰ ዓቕሚ ንምፍታሕ ዘኸእል ፖሊሲ ተሓንፂፁ ኣብ ተግባራዊ ምንቅስቓስ ከምዝርከብ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም (ዶ/ር)÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ…
ስፓርት ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተኻዱ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ልዕሊ 10 ሺሕ ውልቀ ሰባት ከምኡ እውን ካብ 22 ጋንታታት ዝተውፃእፅኡ ኣትሌታት ተሳቲፎም፡፡ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታ ኢትዮጵያ ፈርዮም ናብ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ (ፖልዮ) ከካይድ እዩ። ኣብቲ ተተሊሙ ዘሎ ወፍሪ ክታበት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ መዕበዪ ግንዛበ ሕብረተሰብ ኣብ መቐለ ይካየድ ኣሎ። እቲ…
ስፓርት ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ትማሊ ምሽት ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ኮንቲኔንታል ቱር ጎልድ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ‘’ሌማት ትሩፋት’’ ፅባቐ ኢትዮጵያ ካብ ዝቐየሩ ዓድዋታት እዚ ትውልዲ ሓደ ኢዩ-ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ‘’ሌማት ትሩፋት’’ ፅባቐ ኢትዮጵያ ካብ ዝቐየሩ ዓድዋታት እዚ ትውልዲ ሓደ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ሃገራዊ መርሃ ግብሪ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ‘’ሌማት ትሩፋት’’ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ልህቀት ሜካናይዜሽን ሕርሻ ንምህናፅ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ልህቀት ሜካናይዜሽን ሕርሻ ንምህናፅ ሎሚ መዓልቲ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ብገሓገዝ መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ዝህነፅ እቲ ማእኸል÷ ፅሬት ቴክኖሎጂ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ንምፍታሽ፣ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚን ተተሓዝቲ ተግባራትን ንምውጋን ከምዝውዕል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ መበል 20 ኣኼባ ኢኒሼቲቭ ሚኒስትራት ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሖም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ባንኪ ዓለም መበል 20 ኣኼባ ኢኒሼቲቭ ሚኒስትራት ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሖም፡፡ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ንኽፍጠር ሙሁራን ግደኦም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ንኽፍጠር ሙሁራን ግደኦም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሰላም ኣገንዚቡ። እቲ ሚኒስቴር "ንዘበኑ ዝምጥን ሓርበኝነት ንህብረ-ብሄራዊ ሓድነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገር ለኸ መድረኽ ጎስጓስ ዘጀመረ…