ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕራፍ ዘተ ዝተኣከቡ ኣጀንዳታት መብፅሒኦም ኣበይ ኢዩ? Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ምዕራፍ ዜተ ዝተኣከቡ ኣጀንዳታት መብፅሒኦም ኣበይ ኢዩ? ብኣተሓባባራይነት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መድረኽ ምዕራፍ ዘተ ምፍላይ ኣጀንዳ ዛባታት ካብ መዳርግቲ ኣካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ዴሞክራሲ ናፃን ዘይሻራዊን ብምዃን ሃገራዊ ሓላፍነተን ክዋፅኣ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ዴሞክራሲ ናፃን ዘይሻራዊን ብምዃን ሃገራዊ ሓላፍነተን ክዋፅኣ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣገንዚቦም። 'ግደ ትካላት ዴሞክራሲ ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ’ ብዝብል ርእሲ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 172 ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)172 ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን እቲ ኤምባሲ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት (ኣይ ኦ ኤም)ን ብሓባር ብሰለስተ ዙር 172 ስሩዓት ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ብኣውሮፕላንን ብባቡርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሳይንስ ሙዚየም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፣ ሚኒስቴር ቱሪዝም፣ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር) ሰራዊትና ሃገር ካብ ምብታን ንምድሓን ኣብ ዝዋደቐሉ እዋን ፈተና እንተይበደሆም ኣገልጊሎም ኢዮም – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር) ሚኒስትር ምክልኻል እናሃለዉ ሰራዊትና ሃገር ካብ ምብታን ንምድሓን ኣብ ዝዋደቐሉ እዋን ፈተና እንተይበደሆምን ካብ ሚዛን ኢትዮጵያዊነት እንተይተዛብዑን ኣገልጊሎም ክብሉ ላዕለዋይ ኦታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ምፍላይ ኣጀንዳ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ 7 መዓልቲታት ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ምፍላይ ኣጀንዳ ዛዕባ ዘተ ኣዲስ ኣበባ ብዕዉት ተፈልዩ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ሲ 40 ከተማታት ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ሲ 40 ከተማታት ምስ ዝኾኑ ማርክ ዋትስ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ሲንጋፖር ዓለም ፎረም ከተማታት እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ምስዚ ተተሓሒዙ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ኮሪያን ኣብ ዕድል ትምህርቲ፣ ልውውጥ ልምዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ መፅናዕቲን ምርምርን ከምኡ እውን ኣብ ጉዳይ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ንነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ ልዕሊ 6 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኢትዮጵያ ንዘካይዶ ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ምታሕን መሊስካ ናይ ምጥያሽን ተግባር ልዕሊ 6 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ነበር ዕጡቓት ዕጥቂ ምፍታሕ ሓዊሱ መሊስካ ምስ ምጥያሽ ተተሓሒዙ ንዝውግኖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሕጊ ጥዕና ንሃንደበታዊ ለበዳ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ይሕግዝ ኢዩ- ዶ/ር መቅደስ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕያሽ ተገይሩሉ ዝፀደቐ ዓለም ለኸ ሕጊ ጥዕና ንሃንደበታዊ ለበዳ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ይሕግዝ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ኣብ ጄኔቫ ስዊዘርላንድ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 77 ጉባኤ ጥዕና…