ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዳርግቲ ኣካላት ኣጀንዳታቶም ፈልዮም ዛዚሞም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናካየዶ ዝርከብ ምዕራፍ ዘተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 6ይ መዓልቱ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ፡፡ ሓሙሽቲኦም መዳርክቲ ኣካላት ዘተ ትማሊን ሎሚ መዓልቲ ቅድሚ ሰዓትን ኣብ ዝነበረ መርሃ-ግብሪ ናይ ኣጀንዳ…
ቢዝነስ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቡን 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ 210 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሕደስ ኢነርጂ ብንብረት ኣየር ዘይብዳህ ኢንዱስትሪ ብምድንፋዕ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘቀላጥፍ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ፣ ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ዝሕደስ ኢነርጂ ብንብረት ኣየር ዘይብዳህ ኢንዱስትሪ ብምድንፋዕ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘቀላጥፍ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ፣ ኢ/ር) ገሊፆም። ‘’ዝተቐላጠፈ ምሕዝነት ንልምዓት ዝሕደስ ኢነርጂ ኣብ ኣፍሪካ’’ ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ይካድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ካልኦት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሜክሲኮ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት መሪፃ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላውዲያ ሺንባም ኣብ ታሪኽ ሃገረ ሜክሲኮ ብልዑል ድምፂ ብምስዓር ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብምዃን ተመሪፀን። ክላውዲያ ሺንባም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ጥቅምቲ ንኣንድሬስ ማኑኤል ሎፔዝ ኦብራዶርን ብምትካእ ፕሬዚዳንት ክኾና…
ስፓርት ኤንዞ ማሬስካ ኣሰልጣኒ ጋንታ ቼልሲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 44 ዓመት ጣልያናዊ ኣሰልጣኒ ኤንዞ ማሬስካ ንጋንታ ቼልሲ ብዋና ኣሰልጣንነት ንምምራሕ ብዕሊ ክታሙ ኣንቢሩ፡፡ ካብታ ጋንታ ንዝተሰናበተ ኣሰልጣኒ ሞሪሲዮ ፖቼቲኖ ብምትካእ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2029 ነታ ጋንታ ንምስልጣን ዝፈረመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ንቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብሓገዝ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጰያ ን16 ሓፈሻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ነፍሲወከፈን ዘውዕል 10 ላፕቶፕን 3 ራውተርን ብሓገዝ ንቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ከምዘረከበ ተገሊፁ። ኣብ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ጊዚያዊ ሓላፊ ዝምድናታትን ቁፅፅር ቢዝነስን ኣይተ ሲሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ዓረብ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋዊ ደለልቲ ንዜጋታት ናብ ክሳራ የቃልዑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝበፅሕ ጉድኣትን ክሳራን ንምክልኻል እናተሰርሐ ይኹን እምበር ሕዚ እውን ዘይሕጋዊ ደለልቲ ኣሉታዊ ፅዕንቶ እናብፅሑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ዜጋታት ዝሐሸ ኣታዊ ንምርካብ፣ ናብራኦም ንምምሕያሽን…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ጊኒ ቢሳው ኣምሪሓ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ቢሳው ትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ንምግባር ናብ ከተማ ቢሳው ኣምሪሓ። 23 ተፃወትቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብቶጎ (ሎሜ) ኣቢሉ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ከተማ ቢሳው…
ስፓርት ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት ዓለም እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊድን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ወናኒ ክብረ ወሰን ዓለም ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ 8 ደቒቕ…