Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ፡፡ በምኽንያት እቲ ሰልፊ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርቲ ከምዝዕፀዉ እውን ፖሊስ ኣዲስ…

ቻይና ኣብ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛኦ ዚዩዋን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲአን ሃገራ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣይተ መላኩ ኣለበል÷…

ኢትዮጵያ ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ ክብሉ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ዘውፀኦ ናይቶም ገዛኢ ባንኪ ፅሑፍ፤ እታ ሃር ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ እመዝገበቶ…

ደቡብ አፍሪካዊ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃታይ ክፍሊ ምክልኻል ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካን ጋንታ ካይዘርን ዝኾነ ሉክ ፍሉርስ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። ጋንትኡ ከምዝሓረቶ÷ ወዲ 24 ዓመት ተኻኻላይ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ቢጣ ጨጋ ከባቢ ዳራ ትማሊ ኣጋምሸት ሰዓት 8፡30 ዘጋጠመ ዝኾነ ሓበሬታ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓን ንምርግጋፅ ዝውዕሉ ሽዱሽተ ፕሮጀክታት ንምትግባር ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡ እዋናዊ…

ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ቼልሲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ቼልሲ ተዓዊታ። ኣብ መበል 30 ሰሙን ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ምሸት 4፡15 ዝተራኸባ እንትኾና÷ ቼልሲ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ…

ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ንኽቕፅል ዝዓለመ ሰልፊ ኣብ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ንኽቕፅል ዝዓለመ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። "ንምዕባለ ሃገር ብሕብት ዘብዒ ክንከውን ኢና!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣደባባ ለገሃር እናተኻደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ÷ ነበርቲ እቲ…

ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ምሕላፉ ኮሚሽን ፖሊስን ቢሮ ትራንስፖርትን ልምዓት መገዲን እቲ ክልል ኣፍሊጦም። ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ዳይሬክተር ክፍሊ ትራፊክ ኮማንደር ከበደ ኬኔራ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓደጋ…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስርዓት ተሓታትነት ኣፈፃፅማ ክትግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቀፃሊ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ፅሬት ንምምፃእ ዝሕግዝ ስርዓት ተሓታትነት ኣፈፃፅማ ተግባራዊ ከምዝግበር ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ሰለሞን ኣብርሃ (ዶ/ር)÷ ፍኖተ…