Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንጋንታ ወላይታ ድቻ ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስኢራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንጋንታ ወላይታ ድቻ 5 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስኢራታ። ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ÷ ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንኽትዕወት ፍፁም ግርማይ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቪኤኣር ተግባራዊ ከይግበር ዘኽእል ድምፂ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ዝቕፅል ውድድር ዓመት ብተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝተሓገዘ ዳይነት (ቪኤኣር) ተግባራዊ ከይግበር ዘኽእል ድምፂ ክህባ ምዃነን እቲ ሊግ ኣፍሊጡ፡፡ ቪኤኣር ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ…

ኣፍሪካ ንዓውዲ ኣርቲፊሻል ምስትውዓል ግቡእ ትኹረት ንኽትህብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ትኽክለኛ ድምፃ ንኽተስምዕ ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ኣርቲፊሻል ምስትውዓል ግቡእ ትኹረት ንኽህባ ፃውዒት ቀሪቡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን፣ ሓለፍቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ካብ መላእ ኣፍሪካ…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ልኡኽ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ፕሮጀክታት ህንፀት ኣባይቲ ኣብ ዝድግፉሉ ኩነታት ጠሚተን ከምዝተመያየጣ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን…

ኢትዮጵያን ቱርኪን ንግዳዊ ርክብን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ብረመስቀል÷ ፍርያት ሕርሻ ናብ ቱርኪ ብምልኣኽን ናይ ውልቀ ሴክተር ርክብ ብምጥንኻር ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ክፍተት…

ምስ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ዘተ እናተኻየደ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃዒውት ብምቕባል ናብ ሃገር ምስ ዝኣተዉ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዘተ እናተኻየደ ይርከብ። እቲ ዘተ "ታሪኺዊ መሰረቶም ይፍለጡ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ።…

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዎም ተሳትፎ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዎም ተሳትፎ ብዝበለፀ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ገሊፆም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ካብ ቻይና ግዝኣት ሁናን ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ…

ኮማንድ ፖስት ባህርዳር – ጎንደር እናወሰዶ ብዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ እቲ ከባቢ ዝተረጋግአ ምግባር ተኻኢሉ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ባህርዳር - ጎንደር ኣብ ልዕሊ ፅንፈኛ ጉጅለ እናወሰዶ ብዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ እቲ ከባቢ ሰላማዊን ዝተረጋግአን ምግባር ከምዝተኽኣለ ኣካቢ እቲ ኮማንድ ፖስትን ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራንብ ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። እቲ ኮማንድ…

90 ሚኢታዊ ዝኸውን ዕድጊት ሩሲያን ቻይን ብመተዓዳደጊ ገንዘብ እተን ሃገራት ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)90 90 ሚኢታዊ ዝኸውን ዕድጊት ሩሲያን ቻይን ብመተዓዳደጊ ገንዘብ እተን ሃገራት ከምዝተፈፀመ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን ንክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ናብ ቤጂንግ ዝኣተዉ እንትኾኑ÷ ምስ ቻይና መዘነኦም…

8ይ ዓመታዊ ዓውደ መፅናዕቲ ምርምር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመታዊ ዓውደ መፅናዕቲ ምርምር ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ፈጠራን ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ÷ ብዋናነት ንኢንዱስትሪታት ልዑል እታወት…