Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሜር ሊግ እንግሊዝ ብግዚያዊነት ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ሊቨርፑል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናብ መሪሕ እቲ ሊግ ኮይና፡፡ ሊቨርፑል ንኽትዕወት ሉዊስ ዲያዝን ሞሃመድ ሳላህን እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንብራይተን ካብ…

ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኩሎም ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ድሕሪ እቲ ዑደት ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ዕላማን ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪን ነተፖም ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲ መብርሂ…

ኣብ ቀዳማይ ዙር ፃውዒት ልዕሊ 74 ሺሕ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር መፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ብምቕባል ኣብ ኣብ ቀዳማይ ዙር ጥራሕ ልዕሊ 74 ሺሕ ኣብ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር ከምዝመፅኡ ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኢትዮ ቴሌኮም ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ብምዃን ዝተሸሙ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣባላት እቲ ቦርድ ኣብ ኢትዮ ቴሌኮም ዑደት ኣካይዶም። ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝርከብ ማእኸል…

ኣብ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምክንኻን ምፅጋንን ሓድጊታት ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻደ ዝርከብ ዳግመ ህንፀትን ልምዓት ኮሪደርን ሃፍቲ ሃገርን ሓድጊታትን ናይ ምክንኻን ምፅጋንን ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣበባው ኣያሌው (ሓጋዚ ፕሮፌሰር)…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሎሚ ምሸት ከተኣናግድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ። መበል 30 ሰሙን ፀወታታት እቲ ሊግ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ÷ ኣብቲ ሊግ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ዝርከባ ጋንታታት ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት…

ካብ ቦሌ ካርጎ ክሳብ ኣቃቂ ድልድል እናተሰርሐ ኣብ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ክንገብር ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ቦሌ ካርጎ ክሳብ ኣቃቂ ድልድል እናተሰርሐ ኣብ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ክንገብር ኢና” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ “ሎሚ ንጉሆ ካብ ቦሌ…

ትካላት ፋይናንስ መካተቲን ድሕንነቱ ኣብ ዝተሓለወን ግልጋሎት ዲጂታል ፋይንስ ብትኹረት ከምዝሰርሑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ፋይናንስ መካተቲን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ግልጋሎት ዲጂታል ፋይንስ ተፀበፃ ኣብ ምግባር ብትኹረት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ፋይናንስ÷ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ምክታት ዘሎ ክፍተት ዓውዲ ፋይናንስ…

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ የጋንዳ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ ኢንተቤ ዝተኸበረ መርሃ ግብሪ ሽልማት ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ ጃኮብ ኦላንያ የጋንዳ ተሳቲፎም። ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ኣብ መናእሰይ ኣብ ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥ መናእሰይ…

’እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ’ ዝብል ኣበሃህላ ኣብ ኢትዮጵያውያን ዓብዪ ስምዒት በዓል ዋናነት ፈጢሩ ኢዩ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)’እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ’ ዝብል ኣበሃህላ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓብዪ ስምዒት በዓል ዋናነትን ተበግሶን ከምዝፈጠረ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካን ዋና ተደራዳሪ እቲ ግድብን ስለሺ በቀለ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።…