ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲ ኣበባ መድረኽ ምድላው ትራንስፎርሜሽናል ትልሚ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳተፉሉ ኣብ ምድላው ትራንስፎርሜሽናል ትልሚ ዝጠመተ መድረኽ ምክያድ ጀሚሩ። ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦም መልእኽቲ÷ ኣብቲ መድረኽ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ኦሮሞ ዝረኸቦ ለውጢ ክቕፅል ብምግባር ሰላሙ ክሕሉ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኦሮሞ ዝረኸቦ ለውጢ ክቕፅል ብምግባር ሰላሙ ክሕሉን ሓድነቱ ከጠናኽርን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ ካብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ወለጋ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝተሳተፉሉ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ለውጢ ዓመታት ንህዝቢ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ስራሕቲ ጋህዲ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ፈተናታት ብምፅዋር ንህዝቢ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ብዙሓት ስራሕቲ ጋህዲ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ኣብ ወለጋ ንሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ዝተኻየደ እንትኸውን÷ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ኣብ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ብምድሃብ ኢድን ንኢድ ተተሓሒዙ ክሰርሕ ኣለዎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣብ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ብምድሃብ ኢድን ንኢድ ተተሓሒዙ ክሰርሕ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ከተማ ነቀምቴ ስታዲየም ወለጋ ናይ ለውጢ መንግስቲ ዝድግፍ ሰልፊ ''ወለጋ ናይ ሰላምን ብልፅግናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ናብ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ተፀምቢሩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ንጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ፡፡ እቲ ኮርፖሬሽን ውቁብን ዘበናዊን ከተማ ንምፍጣር ዝግበር ሃገራዊ ፃዕሪ ዝሕግዙ ብዙሓት ስራሕቲ እናወገነ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ብዝሃንፆም ዘበናዊ ህንፃታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኽለት ከባቢ ብሸለልታ ምሕላፍ ንወለዶ ከቢድ ዕዳ ምግዳፍ ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ብኽለት ከባቢ ብሸለልታ ምሕላፍ ንወለዶ ከቢድ ዕዳ ምግዳፍ ከምዝኾነ ዋና መካየዲ ስራሕ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ዲዳ ድሪባ ገሊፆም። ውድብ ጥዕና ዓለም ንመጠን ብኽለት ከባቢ ብምነፅር ዘቐመጦ ልክዒት÷ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካል ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ዝኾነ ስራሕቲ ፅሬትን ሓምለዋይ ልምዓት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ-ልምዓትን ብተበግሶ ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመረ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣካል ዝኾነ ስራሕቲ ፅትን ሓምለዋይ ልምዓትን ኣጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ ስነ ስርዓት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተረኸቡ ዓወታት ዝገልፁ መልእኽቲታት እናተመሓላለፉ ይርከቡ፡፡ በዚ ድማ እቲ ለውጢ ንኽፀንዕ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ነቀምቴ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ነቀምቴ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር ) ሃገራዊ ለውጢ ንምድጋፍ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ ንምዕዳም ኢዮም ናብ ነቀምቴ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡ ምክትል…
ስፓርት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዶርትሙንድ ንፍፃመ ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መልሲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴይንት ዠርሜ (ፒ ኤ ሲ ጂ) ብጀርመናዊት ጋንታ ቦሩሲያ ዶርትሙንድ 1 ን 0 ተሳዒራ፡፡ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳ ፒ ኤስ ጂ ፓርክ…