ስፓርት ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ብዓወት ጋንታ ኣርሰናል ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ0፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ኣርሰናል ንቶተንሃም 3 ን 2 ብዝኾ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ካብ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ኣርሰናልን ንኽትዕወት ቡካዮ ሳካ፣ ካይ ሃቨርተስን ሆይቤር (ኣብ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ደሴ ኣብ ፀገም ኮይንካ ዘዕግብ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዘርእዩ ኢዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ደሴ ኣብ ፀገም ኮይንካ ዘዕግብ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዘርእዩ ከምዝኾኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ”ንፁህ ጎደና ናብራ ብጥዕና” ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣመሰጊኖም Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ 20፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ”ንፁህ ጎደና ናብራ ብጥዕና” ንዝተሳተፉ ኣካላት ኩሎም ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ”ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ህንፀት ዓቕሚን ዘፈር ስራሕን ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ህንፀት ዓቕሚን ዘፈር ስራሕን ትሽዓተ ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ። ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ደሴ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ስራሕቲ ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ከተማ ደሴ ኣቲዩ። እቲ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት÷ ዓበይቲ ስራሕቲ ልምዓት ብምዕዛብ ንተወሳኺ ልእታወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምውፋር ስራሕን ህንፀት ዓቕሚ ክእለትን ሰብ ሞያ ጥዕና ንምድንፋዕ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምውፋር ስራሕን ህንፀት ዓቕሚ ክእለትን ሰብ ሞያ ጥዕና ንምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ጠሚተን ምስ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃያት ካሚል ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአነ ድማ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ንፁህ ጎደና – ናብራ ብጥዕና” ፅባቐ ከተማ ብምውሳኽ ጥዑይ ከባቢ ዝፈጥር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባር “ንፁህ ጎደና - ናብራ ብጥዕና” ነበርቲ ብዘሕፍር መልክዑ ኣብ በቢ መገዲ ካብ ምንፃህ፣ ፅባቐ ከተማ ብዝውስኽ መልክዑ ጥዑይ ከባቢ ንምፍጣር ዘኽእል ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ #ንፅህቲኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2024 0 ሎሚ መዓልቲ ሰንበት 20 ሚያዚያ፣ ‘ንፅህቲ ኢትዮጵያ’ ጠሚቱ ጎስጓስ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ። ኩሉ ሰብ ይምልከተኒ ኢዩ ብዝብል÷ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ዝተኸፈተ ቁፅሪ ሒሳብ 1000623230248 ንጎስጓስ “ንፁህ ጎደና - ናብራ ብጥዕና” ክፅምበር ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 232 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 232 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ካብ ሞንጎ እቶም ዝተመለሱ 1 ሺሕን 231 ደቂ ተባዕትዮ፣ 1 ጓል ኣንስተይቲን ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ 12 ሰገናትን ከምዝኾኑ ሓበሬታ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት እኹል ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት እኹል ቅድመ ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ምድላው ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ኣሰርን ቀፀልቲ ኣንፈታት ስራሕን 2016 ዓ.ም ምስ ዓብዪ ብሄራዊ ኮሚቴ መርሃ ግብሪ…