ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ወታደራዊ ጉጅለ ልኡኽ ዛምቢያ ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኢታማዦር ሹም ዛምቢያ ሜጄር ጀኔራል ጂኦፍር ቾንጎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ሓፈሻዊ ትምህቲን ምንቅስቓስ መሰረተ ልምዓትን ዝዳህሰሰ ዑደት ገይሩ። እቲ ዑደት ኣብ ክልቲኦም ክልቲኦም ኣሕዋት ህዝቢታት ዘሎ ኩለመዳይ…
ቢዝነስ 1 ሺሕን 536 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ስራሕ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሽዱሽተ ወርሒ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 1 ሺሕን 536 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብስቓይ ህዝቢ ዝስራሕ ዝኾነ ይኹን ስራሕ ፖለቲካ ውፅኢቱ ምንም ከምዝኾነ ምርዳእ ይግባእ – ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስቓይ ህዝቢ ዝስራሕ ዝኾነ ይኹን ስራሕ ፖለቲካ ውፅኢቱ ምንም ከምዝኾነ ምርዳእ ይግባእ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። እቲ ፅንፈኛ ጉጅለ ሕዚ ድማ እቲ ክልል ናብ ፀልማት ንምእታው ሓሲቡ እናሰርሐ ከምዝኾነ እውን ኣፍሊጡ፡፡ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማውን በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማውን በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር በረራኡ 3 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝጅምር ዝሓበረ እንትኸውን ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ናብታ ከተማ በረራ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር በረራ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ሃማስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽቕበል ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንራብዓይ መዓልቲ ኣብ ዝቐፀለ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝግበር ድርድር ሃማስ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽቕበል ፀዊዖም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓብዪ ወርሒ ፆም ረመዳን ሃማስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ጋዛ…
ስፓርት ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ማራቶን ለንደን ክሳተፉ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ማራቶን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን 2024 ከምዝሳተፉ ኣሰናዳኢ ኮሚቴ ማራቶን ለንደን ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 41 ዓመት ኣትሌት ቀነኒሳ÷ ኣብ 2023 ማራቶን ቫሌንሲያ 2 ሰዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 56 ናይ ይግበአኒ መዛግብቲ ጥርዓን ናብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ከምዝቐርቡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)56 ናይ ይግበአኒ መዛግብቲ ጥርዓን ናብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ከምዝቐርቡ ምክትል ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትርጉም ሕገ መንግስቲን ክትትል ኣፈፃፅማ ውሳነን እቲ ቤት ምኽሪ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ንግድብ ህዳሰ ዝውዕል 18 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ከምዝተኣበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል 18 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ካብ ህዝቢ ከምዝተኣበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት መተሓባበሪ ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤት ፅሕፈት ፍቅርተ ታምር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ “ዓብዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ትካል ህንፀት ትልሚና ዕዉትነቱ ዝረጋገፅ ብወሳኒ ተሳትፎ ጥንኩራት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ትካል ህንፀት ትልሚና ዕዉትነቱ ዝረጋገፅ ብወሳኒ ተሳትፎ ጥንኩራት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ "ተጋድሎ ደቂ ኣንስትዮ ንሰላምን ፍትሒን"…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጀርመን በርሊን ዓመታዊ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን በርሊን በቢዓመቱ ዝካየድ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም (ITB) ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኤግዚቢሽን÷ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ፍሉጣት ኩባንያታት ቱሪዝምን ሃገራትን ዘለወን መብፅሒን ግልጋሎት ቱሪዝምን ዘፋልጡሉ መድረኽ ኢዩ። ኣብቲ…