ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጂኦርጂያ ሜሎኔ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኔ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ኩለ መዳይ ጉዳያትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በቲ…