ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብናይ ሎሚ ትውልድ ክምለስ ኢዩ – ጄኔራል ይመር መኮንን Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብናይ ሎሚ ትውልድ ክምለስ ኢዩ ኢሎም ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሓላፊ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ጄኔራል ይመር መኮንን፡፡ ብሄራዊ ማሕበር ሰራዊት ኢትዮጵያ ትኹረቱ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝገበረ መድረኽ ዘተ እናካየደ ይርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓፁር ዝተዓፀዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 መገዲታት ውሽጢ ንውሽጢ ተኸፊቶም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ብሓፁር ዝተዓፀዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 መገዲታት ውሽጢ ንውሽጢ ክኽፈቱ ገይሩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኢያሱ ሰለሞን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ ኣብታ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓፁር ዝተዓፀዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 መገዲታት ውሽጢ ንውሽጢ ተኸፊቶም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ብሓፁር ዝተዓፀዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 መገዲታት ውሽጢ ንውሽጢ ክኽፈቱ ገይሩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኢያሱ ሰለሞን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ ኣብታ ከተማ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ጋንታታት ሎሚ ምሸት ክጅምሩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ሊቨርፑል ካብ ሜዳኣ ወፃኢ ብምጉዓዝ ምስ ጋላታሰራይ ክትራኸብ ኢያ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ሽዱሽተ ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሬዳዋ ኣብ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ምጥህብባርን ኣርኣያ ትኸውን ከተማ ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሬታት ቢርካ ንምንባር ገንዘብ፣ ቋንቋ ወይ እውን እምነት ዘይኮነስ ሰብነት ይኣክል ኢዩ ኢሎም ዝኣምኑ ኢዮም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ድሬዳዋ ዝነበሮም ፃንሒት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሬዳዋ ተስፋ ዝህቡ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ተወጊኖም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተስፋ ዝህቡ ስራሕቲ ልምዓት ተወጊኖም ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣፈፃፅማ ትልሚታት ልምዓት ንምግምጋም ዝገበሩዎ ዑደት ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም፡፡ ኣብ…
ቴክኖሎጂ ቴሌግራም ኣካውንቶም ኣብ ሰረቕቲ ሓበሬታ ከይወድቕ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብፍሓት ኣብ ረብሓ ዝርከብ ቴሌግራም ናይ መብዛሕትኡ ንግዲን ማሕበራዊ ርክብን ማእኸል ኮይኑ ይርከብ። ነገር ግን ኣድላዪ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ኣካውንትና ብቐሊሉ ንሳይበር ገበናት ቅቃልዑ ይኽእሉ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ብስፍሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ድሬዳዋ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመርን ካብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ብዝተረኸበ በጀት ዝተሃነፀ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም፡፡ እቲ ቤተ መፅሕፍቲ ልዕሊ 1 ሺሕ ካሬ ሜትር ቦታ ስፍሓት ዝዓረፈን ዘበናዊ መሰረተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ረመዳን ምስ ድኻታት፣ ፅጉማትን ስደተኛታትን ብምፍጋፍ ምሕላፍ ይግባእ – ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወርሒ ረመዳን ምስ ድኻታት፣ ፅጉማትን ስደተኛታትን ብሓባር ብምብላዕ፣ ብምስታይ፣ ብምስታይን ብመሕጋዝን ምሕላፍ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፡፡ 6ይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ዓድዋ ዘበን ተሳጋሪ ዓወትን ሓበራዊ ዝኽሪን ኢትዮጵያውያን” ዝተሰመየ መፅሓፍ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)"ዓድዋ ዘበን ተሳጋሪ ዓወትን ሓበራዊ ዝኽሪን ኢትዮጵያውያን" ዝተሰመየ መፅሓፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ላዕለዎት…