ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ስርዓት ሬጉላቶሪን ምሕደራን ሚዲያ ቴክኖሎጂ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ምስ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምትሕብባር ዘልመዖ ዝተዋደደ ስርዓት ምሕደራን ሬጉላቶሪን ሚዲያ ቴክኖሎጂን ብዕሊ ኣመሪቑ። ዋና ዳይሬክተር ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ሃይማኖት ዘለቀ ኣብቲ እዋን፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima May 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም። ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኾኑ ዶ/ር ኣሸብር፤ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ከምዝተመፁ ሓበሬታ እቲ ቤት ምኽሪ ኣመልኪቱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣራዳ ፓርክ ናይ ነበርቲ ሰብኣዊ ክብሪ ዘቐደመ ፕሮጀክት ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲኣራዳ ፓርክ ምስሊ ፒያሳ ዝቐየረን ናይ ነበርቲ ሰብኣዊ ክብሪ ዘቐደመ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ትማሊ ምሸት ሓዱሽ ኣራዳ ፓርክ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ዝሰርሓ ኣእዳው በዓል – መዓልቲ ሰራሕተኛታት Gebremariam Weldegerima May 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በቢዓመቱ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዕለት 1 ግንቦት (ሜይ ዴይ) እንትትመፅእ፤ ዓለም ውፅኢት ፃዕሪን ቃልሲን ወዲ ሰብ ዝኾነት ዕለት ብድምቀት ተኽብር። እዛ ዕለት ሱቕ ኢላ ዝመፅአት ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ ዘይኮነትስ ብሚሊየን ዝቑፀሩ ሰራሕተኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥንኩር ኣመራርሓ ዘለወን ትካላት ተወዳዳራይነት ይሃንፁ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ጥንኩር ምሕደራን ኣመራርሓን ዘለወን ትካላት ስግኣት ብምውጋድ ተወዳዳራይነት ይሃንፃ ኢሎም። ማሕበር ኣክሲዮን ማእኸል ልህቀት ካፒታል ፋይናንስ ዘሰናደኦ ኣብ ኮርፖሬት ምምሕዳርን ኣመራርሓ ዙሪያ…
ስፓርት መቐለ 70 እንደርታን ሃድያ ሆሳእናን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታን ሃድያ ሆሳእናን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ናይ መቐለ 70 እንደርታ ሸቶ ኬኔዲ ገብረፃዲቅ እንተመዝግብ…
ቢዝነስ ዘተኣተማምን ዕድል ስራሕ ዝተፈጠረላ ኢትዮጵያ ጋህዲ ናይ ምግባር ከይዲ… Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገም ስእነት ስራሕ ብዘላቕነት ምፍታሕ እንተዘይተኻሉ ከም ሃገር ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ ከምኡ እውን ፖለቲካዊ ቅልውላው ከስዕብ ከምዝኽእል ይፍለጥ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብምድሃብ ምቹውን ዘተኣማምንን ዕድል ስራሕ ዝተፈጠረላ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ምስ ኢራን ኣብ ዘካየደቶ ኲናት 25 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ገንዘብ ከሲራ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ምስ ኣብ ዘካየደቶ ኲናት ክሳብ ሕዚ 25 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ገንዘብ ከምዘውፀአት ተሓቢሩ። ሮይተርስ ላዕለዋይ በዓል መዚ ወታደራዊ ቤት ዕዮ ኣሜሪካ ፔንታገን ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ፤ መብዛሕትኡ ወፃኢ ንጦር መሳርሒ ዝወፅአ ኢዩ። ቅድሚ…
ስፓርት መቻል ኢትዮ ንኤሌክትሪክ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ መቻል ኮሊንስ ኮፊ ኣመዝጊቡዋ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪፍ ትራንስፖርት ብዝተወሰነ መሰረት ንኽቕፅል ትእዛዝ ተመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ታሪፍ ትራንስፖርት ብዝተወሰነ መሰረት ጥራሕ ንኽቕፅል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። እቲ ሚኒስቴር ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ስሩዕ ኩነታት ምምላሱ ንምፍላጥ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘጋጠመ ጎንፂ…