Fana: At a Speed of Life!

ተበፃሕነት ትምህርቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ክብ ንምባል ሰሪሕና – ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ትምህርቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ክብ ንምባል ሰሪሕና ኢለን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው። መበል 30 ጉባኤ ትካል ልምዓት ቀዳማዊ እመቤታት ኣፍሪካ "ፈተናታት ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካን ናይ ምፅዋር ዓቕሚ ምህናፅ- ክሌማዊ ለውጢ፣…

ሉኣላዊነት ማለት ወናንነት ያታ ምርግጋፅ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሉኣላዊነት ማለት ወናንነት ያታ ምርግጋፅ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኅብረት "ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ስርዓታት ሓለዋ ፅሬትን ምርግጋፅ፥ ሸቶታት ኣጀንዳ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ኔቱምቦ ናንዲ ንዴትዋ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኣጉራዊን ሓበራዊ ድሌትን ጉዳያት ጠሚቶም ሓሳብ ከምዝተለዋወጡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም።…

ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ…

ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን፡፡ እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምለን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ ካብ ማንም እዋን ብዝበበለፀ ኣድላዪ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ ካብ ማንም እዋን ብዝበበለፀ ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መድረኽ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ (APRM) መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ…

ኣባል ሃገራት ማዕቐፍ ምትሕብባር ናይል ኣብ ሩባ ናይል ፍትሓዊ ተረባሕነት ቆራፃት ከምዝኾና ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ማዕቐፍ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ዘፅደቓ ሃገራት ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ሩዋንዳ፣ ታንዛኒያ፣ ኡጋንዳ፣…

ፕሬዚዳንት ሊቢያ ሞሃመድ የኑስ ኤል መንፊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሊቢያ ሞሃመድ የኑስ ኤል መንፊ ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ኣፍሪካ-ጣሊያን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ሰላም…

ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ኣፍሪካ-ጣሊያን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መዓድን…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ኣፍሪካ-ጣሊያን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ…