Fana: At a Speed of Life!

ምስ ምቕባል ኣጋይሽ ተተሓሒዙ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝዕፀዉ መገዲታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለወዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፍሰት ተሽከርከርቲ ንምቅልታፍን ምስ ምቕባል ኣጋይሽን ተተሐሒዙ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን፣ ጋና፣ ሲሼልስ፣ ሴኔጋል፣ ቶጎን ሴንትራል ኣፍሪካ ሪፐብሊክን ኣብ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 39 ጉባኤ መራሐቲ እቲ ሕብረትን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ ካብዚ…

ፓርቲ ብልፅግና ታሪኽ ናብ ሃፍቲ፥ ሓድጊ ናብ ክብሪ ዝለወጠ ውድብ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ፓርቲ ብልፅግና ታሪኽ ናብ ሃፍቲ፥ ሓድጊ ናብ ክብሪ ዝለወጠ ውድብ ኢዩ ኢሎም። ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7የ ሓፈሻዊ መረፃ ዝወዳደረሉ ምልክት መረፃ ‘ሸዊት ስርናይ’…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝወዳደረሉ ምልክት መረፃ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝወዳደረሉ ምልክት መረፃ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ፓርቲ “ንኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዕላዊ መግበሪ ማኒፌስቶን ምልክት መወዳደሪ መረፃን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈቱ እናካየደ ይርከብ፡፡…

ፓርቲ ብልጽግና መድረኽ ምፍላጥ ማኒፌስቶን ምልክት መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልጽግና መድረኽ ምፍላጥ ማኒፌስቶን ምልክት መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ፓርቲ “ንኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዕላዊ መግበሪ ማኒፌስቶን ምልክት መወዳደሪ መረፃን እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣባ ዝርከቡ ሆቴላት ንኣጋይሽ ኣፍሪካ ባህሊ ምቕባል ጋሻ ኢትዮጵያ ዘንፀባርቕ እንግዶት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆቴሎላት ኣድላዪ ምድላው ብምዝዛም ንተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምቕባል ጀሚረን ኢሉ ማሕበር ወነንቲ ሆቴል ኣዲስ ኣበባ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ወ/ሮ ኣስቴር ሰለሞን ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉኦ÷ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ…

ባህላዊ ስርዓት ዳይነት ዓፋር “ማድዓ” ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)“ማድዓ” ማሕበረሰብ ዓፋር ንኹ ዝሓቁፍ መተሓዳደሪ ማዕቐፍ እንትኸውን ኣብ ውሽጢ ምንቅስቓስ እቲ ማሕበረሰብ ዓሚቕ ቦታ ዝወሃቦ ዝተፃለአ ዘተዓርቕ ክብሪ ሓድነት ዝኾነ ባህላዊ ስርዓት ዳይነት ኢዩ። ባህላዊ ክብሪ ዓፋር ዝኾነ “ማድዓ” ብዘበናዊ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮትዲቯር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ኮትዲቯር ካባ ኒያሌ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ኣብ ኢትዮጵያን ኮትዲቯርን ክልተኣዊ ከምኡ እውን ናይ ሓባር ኣህጉራዊ ጉዳያት…

ኣብ ጀርመን ዝደመቐ ፈረንሳዊ ኮኸብ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመናዊት ሓያል ጋንታ ባየርን ሙኒክ እገናገበረቶ ኣብ ትርከብ ዕዉት ጉዕዞ ፈረንሳዊ ኮኸብ ማይክል ኦሊሴ ልዑል ግደ እናበርከተ ይርከብ፡፡ ሙኒክ ኣብ ቡንደስሊጋን ሻምፒየንስ ሊግን ጥራሕ ዘመዝገበቶም ሸቶታት ካብ 100 ዝሓለፉ እንትኾኑ፥ በዚ ድማ…

ሃዲያ ሆሳእና ኣብ ልዕሊ ፋሲል ከነማ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ተስተኻኻሊ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዲያ ሆሳእና ንፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ሃዲያ ሆሳእና ዝተዓወተትላ ሸቶ ሱራፌል ተመስገን ኣብ መበል 60…