ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ብሉፃት ኣማራፂታት ሓምለዋይ ትራንስፖርትን ተሞክሮ ኢትዮጵያን … Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምትእስሳር ቀረብ ትኹረቱ ዝገበረ ሰስተነብሊቲ ዲጂታል መርበብ ሓበሬታ ሃገራት ተግባራዊ እንተዝገብሩዎም ዝበሎም 10 ዝበለፁ ኣማራታት ተሞክሮ ሓለዋይ ትራንስፖርት ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቶም ተሞክሮታት ዝስዕቡ ኢዮም፡- ናይ ኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገር ካብ ምኽባር ብተወሳኺ … Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገር ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ሉኣላዊነት ምግቢ ኣብ ምርግጋፅ ከይዲ ኣሰሩ እናዕረፈ ይርከብ ኢሉ ዘፈር ልምዓት ሕርሻ ምክልኻል፡፡ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝወገኖም ተግባራት ልምዓት ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2018/19…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኳታር ኣብ ሓራዊ ተረባሕት ህዝቢታት ብቆራፅነት ምስራሓ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኳታር ኣብ ሓራዊ ተረባሕት ህዝቢታት ብቆራፅነት ምስራሓ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ሴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 39 ኣባል ሃገራት ዝተሳተፋሉ ጉባኤ ዓቕሚ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)39 ኣባል ሃገራት ዝተሳተፋሉ ጉባኤ ዓቕሚ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ (ARC-COP 16) ኣብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ጉባኤ ብኣሳናዳእነት ኢትዮጵያ ካብ 30 መጋቢት 30 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃረር ብለውጢ መንግስቲ ንዝመፅአ ዓወት ኣፍልጦ ዝህብ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 8ይ ዓመት ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ፡፡ ''ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንለውጢ መንግስቲ ዝድግፍ ሰልፍ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 8ይ ዓመት ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍፍ ኣብ ከተማታት ቦንጋ፣ ታርጫን ቴፒ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሰልፊ ድጋፍ ብለውጢ መንግስቲ ዝተረኸቡ ኩለመዳያዊ ለውጢታት ዓወት 24 መጋቢት ዝዝክር ከምኡ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ንሊቨርፑል ስዒራ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ማንቼስተር ሲቲ ንሊቨርፑል 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ስዒራ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ጋንታ ሲቲ፤ ኣብ ሜዳኣ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ንሊቨርፑል ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ዝስራሕ ብደቅና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝስራሕ ብደቅና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ካዛንቺስ ኣዲስ ስፖርት ፓርክ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኣብ ዝገበሩሉ እዋን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሕርሻ ሃገር ለኸ ልምዓት ለኸ ጎስጓስ ልምዓት ኣዝመራ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ሃገር ለኸ ልምዓት ለኸ ጎስጓስ ልምዓት ኣዝመራ 2018/19 ኣጀሚሩ፡፡ እቲ መድረኽ ምጅማር ሃገራዊ ጎስጓስ ልምዓት ኣዝመራ ኣመራርሃ ቢሮ ሕርሻ ክልላትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ። ሚኒስትር…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃድያ ሆሳእና 2 ን 1 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃድያ ሆሳእና 2 ን 1 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያብስራ ጎሳን ፉኣድ ኣብደላን…