ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ፎረም ሰላምን ድሕንነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ፎረም ሰላምን ድሕንነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘወዴ ሓዊሱ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ልዑል ሓላፍነት ዝርከባ ከምኡ እውን ኣብ ከይዲ ህንፀት ሰላም ፅዕንቶ ፈጠርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ – ኣሜሪካ ኣብ ዋሺንግተን ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝሳተፉሉ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ -ኣሜሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዋሺንግተን ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ትኹረት ገይሩ ክዝቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውሕመ ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ፈጠራ ስራሕን ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ÷ ምስ ቤት ፅሕፈት ኮንፈረንስ ንግዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ጅብሰም ተፃዒኑ ናብ ኬንያ ክሳገር ዝነበረ 6 ሺሕን 150 ኪ.ግ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ኦሞ ምስ ጅብሰም ተፃዒኑ ናብ ኬንያ ክሳገር ዝነበረ 6 ሺሕን 150 ኪ.ግ ካናቢስ ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ምሓዙ ፖሊስ እታ ዞባ ኣፍሊጡ። እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ኣብ ጉዕዞ መስመር ኤርቦሬ እናሃለወት ወረዳ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሞሮኮን ፈረንሳይን ሎሚ ምሸት ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ክራኸባ ኢየን Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሓደ ፀወታ ክግበር ኢዩ። ኣፍሪካዊት ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ምስ ፈረንሳይ ናብ ፍፃመ ፀወታ ንምሕላፍ ክፃወታ ኢየን፡፡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ንምስታፍ ዋሽንግተን ዲ ሲ ይርከቡ። ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቱርኪ 12 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ሓዱሽ ክዙን ነዳዲ ረኺበ ኢላ Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ 12 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ሓዱሽ ክዙን ነዳዲ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ። ቱርኪ ኣብ ደቡብ ምብራቕ ክፋል እታ ሃገር ኣብ ትርከብ ግዝኣት ሲርናክ እምባ ጋባር ዝረኸበቶ ክዙን ነዳዲ ምስተፃረየ 150 ሚሊየን በርሚል ከምዝኸውን ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት እንዳባጉናን ሰለኽላኻን ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንነዊሕ እዋን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁወን ዝፀንሓ ከተማታት እንዳባጉናን ሰለኽላኻን ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን፡፡ እተን ከተማታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክረኽባ ዝኸኣላ÷ ፅገና ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ሽረ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ዳግም ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ዳግም ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ ። ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ባንኪ ንኽጅመር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝሃቦ መተሓሳሰቢ÷ ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ባንኪ…
ስፓርት ኣርጀንቲናን ክሮሺያን ዝራኸባሉ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመፅዋዕ ዓለም ኳታር ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ከተኣናግድን ኢዩ። ሃገራዊያን ጋንታታት ኣርጀንቲናን ክሮሺያን ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ዝራኸባ እንትኾና÷ ካብ ብሕዚኡ ትፅቢት ተገይሩሉ ይርከብ። ፅባሕ ፈረንሳይን ኣፍሪካዊትዋ…