ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 162 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 162 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 18 ዝሕቲ 18 ዓመት ህፃናትን እንትኾኑ፥ እቶም 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ፓሲ ሂልማን ምስ ዝረመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ዝቕፅል ክልቲአን ሃገራት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 35 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 35 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሕብረት ዝገበሮ ሓገዝ ንልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋስውን ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከፃሪ የፃሪ ኣለኹ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከምዘፃሪ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ኣቢሉ ናብ ደቡብ…
ስፓርት መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ቀትሪ ሰዓት 10 ጋንታ መቻል ምስ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ፀወተአን ዝገብራ እንትኾና÷ ሃዲያ ሆሳእና ምስ ኣዳማ ከተማ ሰዓት 1 ክፃወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ 150 ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢን ንኣገልግሎት ልምዓት መስኖ ዝውዕሉ 150 ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ንክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ተገይሩ። እቲ ሃገዝ ሚኒስትር ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ንርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መከፋፈሊ ጣቢያ ሑመራ ኤሌክትሪክ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ክልተ ዓመት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁዎ ዝፀንሐ መከፋፈሊ ጣቢያ ሑመራ ዳግም ኤሌክትሪክ ረኺቡ። 230 ኪሎ ሜትር መስመር ሑመራ - ሽረ፤ በዓል 230 ኪሎ ቮልት መስመር ተከዘ ፅገና ብምዝዛሙ ጣቢያ መከፋፈሊ ሑመራ ሓይሊ ክረክብ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስት ታሪኩ ብርሃኑ ( ባባ ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስት ታሪኩ ብርሃኑ ( ባባ ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ኣርቲስት ብርሃኑ ብዝሓደሮ ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለየ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ ስድርኡ ኣረጋጊፁ፡፡ ኣርቲስት ታሪኩ ብርሃኑ÷ ልዕሊ 40 ዝኾኑ ፊልምታት ኣምሓርኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ዕጡቓት ቤሕነን ምስ መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስምምዕነት ሰላም ከቲሞም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ዕጡቓት ምንቅስቓስ ናፃነት ህዝቢ ቤኒሻንጉል (ቤሕነን) ምስ መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስምምዕነት ሰላም ብምክታም ኣብ ስራሕቲ ልምዓትን ሰላምን ብሓባር ንምስራሕ ሎሚ ናብቲ ክልል ኣምሪሖም፡፡ ጉጅለ ዕጡቓት ምንቅስቓስ ናፃነት ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ 98 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኾኑ ሰብኣዊ ሓገዛትን ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ደገፍ ንዘድልዮም ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 98 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኾኑ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝስራሕ ዘሎ ዘይተገደበ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ…