Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ገንዘብን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 14 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ገንዘብን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ንመተግበሪ መርሃ ግብሪ ዘላቒ ልምዓት ማይን ዝተመሓየሸ ህይወትን ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝ 14 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ገንዘብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ንልምዓት ብለውጢ ንብረት ኣየር…

ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ወገናት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ሰብዓዊ ሓገዝ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዘውፅእ ሰብዓዊ ሓገዝ ክትገብር ኢያ። ሓበሬታ ኤምባሲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ከምዘመላኽቶ÷ እቲ ሓገዝ ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ዓፋር፣ ኣምሓራ፣…

ክልል ሶማሌ ንግዕዝይና ተቓላዕቲ ዝኾኑ ናይ ውልቀን ናይ ሓባርን ንብረታት ንኻሊእ ወገን ከይመሓላለፉ ኣጊዱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጣየሸ ኮሚቴ ክልላዊ ኮሚቴ ፀረ-ግዕዝይና÷ ናይ ውልቀን ናይ ሓባርን ንብረት ንኻሊእ ወገን ከይመሓላለፉ ብግዚያውነት ምእጋዱ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚቴ ልኡኽትኡ ንኽዋፃእ ማሕለኻ ክኾኑ ዝኽእሉ ጉዳያት ኣመልኪቱ ፈላማይ…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሞሮኮ ምስ ስፔን ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ሎሚ መዓልቲ ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ኣፍሪካዊት ሞሮኮ ምስ ስፔን ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሽት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ፖርቹጋል ምስ ስዊዘርላንድ ናብ ርብዒ ፍፃመ ንምሕላፍ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ላዕለወይቲ ሓላፊት ስርዓተ ምግቢ ውሕመ ጌርዳ ቨርበርግ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ እናገበራ ምስ ዝርከባ ላዕለወይቲ ሓላፊት ስርዓተ ምግቢ ውድብ ሕቡራት መግስታት ጌርዳ ቨርበርግ ተዛቲየን። ኣብ ዘተእ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምግቢን ስርዓተ ምግቢን፣ ትራንስፎርሜሽን ስርዓተ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንዝሕከሙ ሕማም ልቢ ዘለዎም 100 ህፃናት ወፃኢ ትራንስፖርት ክሽፍን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንዝሕከሙ ሕማም ልቢ ዘለዎም 100 ህፃናት ወፃኢ ሕክምና መጥባሕቲን ትራንስፖርት በፂሕኻ መልሲን ከምዝሽፍን ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር÷ ሎሚ መዓልቲ ንኣርባዕተ ፈላሞት ተጓዓዝቲ ኣፋኒዩ፡፡ ኣካቢ ቦርድ…

ወታደራዊን ሲቪልን ሓይሊታት ሱዳን ፖለቲካ ቅልውላው እታ ሃገር ጠጠው ንምባል ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊን ሲቪልን ሓይሊታት ሱዳን ፖለቲካ ቅልውላው እታ ሃገር ጠጠው ንምባል ብሲቪል ዝምራሕ ናይ ስግግር መንግስቲ ንምጥያሽ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ሱዳን ኣብዱልፈታህ ኣል-ቡርሃንን ሲቪል…

8ይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩሲያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምናይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩሲያ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ኢኮኖሚ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን፣ ትምህርቲ ከምኡ እውን ዘፈር ንግድ ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሪ…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ቻይና ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ቻይና ጂያንግ ዜሚን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ÷ ኣብ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተረኺቦም ኢዮም ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ቻይና ጂያንግ ዜሚን ዝተሰመዖም ሓዘን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፕሮጀክት መቖሚ መኪና ኣንድነት መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ፕሮጀክት መቖሚ መኪና ኣንድነት መሪቖም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ÷ ከንቲባ መርምሕዳር ከተማ ኣደስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከምኡ እውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ተረኺቦም፡፡…