ስፓርት ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት ኣማኒ በሪሶን እና ለተሰንበት ግደይን ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን እተን ኢትዮጵያውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ዕድል ቀኒዒወን፡፡ ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣማኒ በሪሶ 2 ሰዓት 14 ደቒቓን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ርሕቐት ብምውዳእ ሓድሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝሳለጥ ሰብኣዊ ዝርገሐ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝሳለጥ ሰብኣዊ ዝርገሐ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ÷ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ልዕሊ 78 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 500 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዘርኢ ተሸፊኑ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብስርናይ መስኖ ሓጋይ ልዕሊ 500 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ቢሮ ሕርሻ እታ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ኣብታ ክልል ስርናይ መስኖ ሓጋይ ዘርኢ ናይ ምሽፋን ስራሕ ተጠናኺሩ ዝቐጸለ ኮይኑ÷ ሓጋይ ብስርናይ መስኖ ናይ ምሽፋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ኣኼባ ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር 2015 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ሓፈሻዊ ኣኼባ ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣኼባ እቲ ሕብረት፥ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 30 ሕዳር 2015 ዓ.ም ከምዝቕፅል ተገሊፁ። እቲ ኣኼባ ኣብ ገበን ግብረ ራዕዲ፣ ዘይሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባትን…
Uncategorized መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኣከባብራ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትራት ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእትን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን÷ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽንያት ብምግባር "ሕብረ ብሄራዊ ሓድነትና ንዘላቒ ሰላምና" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፌስቲቫል ባህሊ ናይ ኩሎም ብሄር…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ምስ እንግሊዝ ክትፃወት ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ፈረንሳይ ምስ ፖላንድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሽት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ናብ ርብዒ ፍፃመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያን መሓዙት ልምዓትን ሓበራዊ ዘተ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያን መሓዙት ልምዓትን 2ይ ሓበራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዶም። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ኣብቲ መድረኽ÷ ብስምምዕነት ትካል ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታን ሚኒስቴር ገንዘብን ዝተጣየሸ ትረስት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 214 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 214 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 220 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 774 ደቂ ተብዕትዮን 220…
Uncategorized ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መንግስቲ ዝረአዩ ፀገማት ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ከምዝበፅሑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መንግስቲ ዝረአዩ ፀገማት ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ከምዝበፅሑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴራል ዝረአዩ ትካላት ፌዴራልን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከምኡ እውን ካብ ኩለን…