Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ትፅቢት ይግበረላ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ደቂ ኣነስትዮ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ክትዕወት ኢያ ዝብል ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ። ጓ 24 ዓመት ኣትሌት ለተሰንበት÷ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት 14 ደቒቕ 06 ሴኮንድ፣ ኣብ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ብሽም መምህራንን ቴክኒካል ሓገዝቲን ዝተጋወሐ ቅዋም ካብ ኣፍልጦኡ ወፃእ ከምዝኾነ ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ ብሽም መምህራንን ቴክኒካል ሓገዝቲን ዝተጋወሐ ቅዋም ካብ ኣፍልጦኡ ወፃእ ከምዝኾነ ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ንግዜኢ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ÷ ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ካብ ቅድመ መደበኛ ክሳብ…

ሶማሊያ ንኣልሸባብ ኣብ ምድኻም ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልሸባብ ኣብ ምድኻምን ምጥፋእን ግደ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ  ዕዙዝ ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ መበል 34  ብርጌድ ብሔራዊ ሰራዊት ሶማሊያ ጄኔራል ዓሊ መሓመድ ገሊፆም፡፡ ጄኔራል ዓሊ መሓመድ ምስ ኣመራርሓን ኣባላት ሰራዊትን 7ይ ሞተራይዝድ ሻለቃ ኣኽባሪ…

ዝተወደበ ሌብነት ንምውጋእ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ስርሑ ጀሚሩ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወደበ ሌብነት ንምውጋእ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ስርሑ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ብሄራዊ ኮሚቴ÷ ምሕደራ መሬትን ኣባይቲን መንግስቲ፣ ዘፈር ፀጥታን ፍትሒ፣ ዘፈር ፋይናንስ፣ ስርዓት እቶትን ጉምሩኽን…

ዩ ኤን ዲ ፒ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝሳለጡ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕራት መንግስታት (ዩ ኤን ዲ ፒ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝሳለጡ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋን ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ  ዩ ኤን…

ሎሚ መዓልቲ ምሸት ናይ መወዳእታ ናይ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰውዓተን ሸሞንተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ብራዚልን ካሮን ከምኡ እውን ሰርቪያን ስዊዘርላንድን ምሸት 4 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡…

መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ካርቱም እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)  ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዘቕረቡዎ ፀብፃብ ብምፅቕ ተዛዚሙ። እቲ ቢት ምኽ…

1 ሺሕን 85 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዙጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ 1 ሺሕን 85 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ክንክን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ማእኸል መፅንሒ ክኸዱ…

ብሰለስተ ኣንፈታት ናብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ይጓዝ ኣሎ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግሥት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ንምብፃሕ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ልምዓት ብምትሕብባር ብሰለስተ ኣንፈታት (ኮሪደራት) ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ እናጓዓዓዘ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግሥት ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖርቹጋላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ  ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ይንገር ኣሎ። ፀብፃብ ሚረርን ደይሊ ሜይልን ከምዝሕብሮ÷ ሮናልዶ ኣብ ዓመት 173 ሚሊየን ዩሮ ከምዝኽፈሎን እዚ ድማ ሮናልዶ ክባር…