ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ 33 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብምኽንያት ኲናት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ዝውዕልን ንተምሃሮ ምገባ ዝኸውንን 33 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። ኲናት ኣብ ዝተወለዐሎም ከባቢታት 8 ሺሕን 500 ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝዓነዉን 1 ሺሕን 500 ኣቢያተ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከብፅሕ ከምዝኸኣለ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፈላማይ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከብፅሕ ከምዝኸኣለ ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣፍሊጡ። እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍላይ ንደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን መድሕን ህይወት ዝኾኑ ናውቲ ከምዝኾነ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ላዕለዋይ ኣገልግሎት ድሕንነት ሱዳንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ላዕለዋይ ኣገልግሎት ድሕንነት ሱዳን ኣሕመድ ኢብራሂም ኣሊ ሙፍዲን ካልኦት ኣመራርሓታት እቲ ትካልን ኣብ ሓበራዊ ጉዳያ ሓበሬታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ተቛሪፁ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ከምዝተቛረፀ ቢሮ ልምዓት መሬት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ዓበይቲ ዓዲ ይላዘብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምምፃእ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ይላዘብ ኣሎ። እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማ ኣብ ሽትኡ ንምብፃሕ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር ምስ ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ እናተላዘበ ይርከብ፡፡ ዓበይቲ ዓዲ ካብ…
ስፓርት ኣብ መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ኣሰናዳኢት ሃገር ኳታር ብኢኳዶር 2 ን 0 ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ትማሊ ምሸት ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተጀሚሩ። ኣሰናዳኢት ሃገር ኳታር ምስ ደቡብ ኣሜሪካዊት ሃገር ኢኳዶር መኽፈቲ ፀወታኣ ኣካይዳ። ኣብቲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኳታር ብኢኳዶር መዘናኣ 2 ን 0 ተሳዒራ። ክልቲአን…
ስፓርት ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ዋንጫ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ዋንጫ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሎሚ መዓልቲ መኽፈቲ ፀወታ ኣብ ዝተኣናገደሉን 60 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድን ስታዲየም ኣል ባይት ኢዩ፡፡ ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሳውንድ ትራክ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብለውጢ ንብረት ኣየር ግዳይ ንዝኾና ሃገራት መከሓሓሲ ዝኸውን ፍሉይ ፈንድ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ዝማዕበላ ሃገራት ብዝለቀኦ ካርበን ዝበፅሕ ብኽለት ጉድኣት ንዝበፅሐን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት መከሓሓሲ ዝኸውን ፍሉይ ፈንድ ንኽጣየሽ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ውሳነ ኣሕሊፉ። ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል-ሼክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘፈር መሬት ዝፍፀም ሌብነት ንምክልኻል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ክጠናኸሩ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መሬት ተተሓሒዙ ዝፍፀም ስርቂን ምጭብርባርን ንምክልኻል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ “ውሱን ሃፍትና ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል መንግስቲ ወኪሎም ኣብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብርኪቱ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ንመንግስቲ ወኪሎም ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ዝተኻደየደ ስምምዕ ሰላም ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብርኪቱ። እቲ ስነ-ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን÷ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ኣብርሃም በላይ፣ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት…